ኣብ እዋን ቅልውላው ኮሮና ምስ ናይ ሕማም ዕረፍቲ ዝተሓሓዝ ናይ ሽርክነታዊ ምትላል ተርእዮታት እናበዝሑ ከምዝመጹ ተሌቪዥን ሽወደን...
ውህደት
ብጸጋብርሃን ጎይትኦም “ከምቲ ዝበልኲኻ መዓት ሃደንቲ ደቒ ተባዕትዮ ስለ ዝነበሩ፡ ሻማ ሻማ ኢሎም’ዮም ተቀቢለሙኒ፡ ኣብቲ ፈለማ ከምንግስቲ’የ...
ሽወደናዊ ብሪጣንያዊ ኩባንያ፡ ኣስትራ ዚኒካ፡ ምስ ኦክስፎርድ ዮኒቨርስቲ ብምትሕብባር ካብ ዘማዕብሎም ዘሎ ጸረ ኮሮና ክታበት፡ ንሃገራት ኤውሮፓ...
ኣመሪካዊት ጋዜጣ ኒው ዮርክ ታይምስ ንኣተሓሕዛ ቅልውላው ኮሮና ሽወደን ኣመልኪቱ፡ ንመላእ ዓለም “ናይ መጠንቀቕታ ሞዴል” ኮይኑ’ሎ ብምባል...
መራሒ ሰልፊ ስቬርያ ዲሞክራትና፡ ጂሚ ኦክሶን፡ ካብቶም ኣብ ሽወደን ዝቕመጡ ስደተኛታት፡ ቀዋሚ መንበሪ ፍቓዶም ክሰሓበሉ ዝኽእል መንገድታት...
ሓላፊ ኮሚሽን ስደተኛታት፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት (UNHCR )፡ ፊሊፖ ግራንዲ፡ ነቲ መንግስቲ ሽወደን ንጉዳይ ስደተኛታት ኣመልኪቱ ጀሚርዎ...
ኣማኑኤል ሳህለ ህይወት ወይ ፍጥረት፡ ትርጉም ወይ ዕላማ ኣለዎዶ? ኢልካ ምስ እትሓትት፡ መብዛሕትኡ ሰብ እወ ብምባል እዩ...
ኣብ ምምሕዳር ሄሊፎሽ ዝርከብ እንዳ መናበይ ዓበይቲ እትሰርሕ ሰበይቲ ናብ ፍርዲ ቀሪባ ተባሂሉ። እዛ ሰበይቲ መርምራ ገይራ...
ኣብ መንበሪ ኣባይቲ ላንድስክሮና (Landskrona) ዘጋጠመ ክልተ ሓደጋታት ባርዕ ኮነ ኢልካ ዝተገብረ ምዃኑ ምንጪታት ፖሊስ ሽወደን ንኣልኮምፒስ፡...