ገለ ካብ ናይ ሎሚ ዜናታት፣- 1. ሳዕቤን ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኩሉ መዳያት ሂወት ሰባት ነዊሕ ዓመታት...
ውህደት
ንሓደ እዋን ተጠቂምካ ክትድርብዮም እትኽእል ፍርያት ፕላስቲክ ዝኾኑ ኩባያታትን ሸሓውንትን ዝምልከት እማመ ሓድሽ ክፍሊት ግብሪ ናብ መንግስቲ...
ሊበራላዊ ሰልፊ፡ ካብ ዓመተ 2021 ዝጅምር፡ ክልተ ቢልዮን ዝዋግኡ ወፍሪ ምምሕያሽ ሳንኩፍ ከባቢታት ንኸተግብር መዲቡ ኣሎ። እቲ...
ኣብ ምምሕዳር ስቶክሆሎም፡ ኣስታት 700 ሽሕ ሰባት መንበሪ ገዛ ንምርካብ ሪጋ ጌሮም ይጽበዩ ምህላዎም ተፈሊጡ። እዚ ኩነታት...
ሩስያ ኣብ ዓለምና ናይ መጀምርያ ናይ ኮሮና ቫይረስ ክትባት ኣዳልያ ከምዝወደኤት ብመንገዲ ፕሬዘዳን እዛ ሃገር ቭላድሚር ፑቲን...
በጻሕቲ ገያሾ፡ ናብ ሃገረ ግሪኽ ንኽኣትዉ ዘኽእሎም ናይ 72 ሰዓታት ዕድመ ዘለዎ፡ ካብ ኮሮና ነጻ ምዃኖም ዝሕብር፡...
ሊዋንዶዉስኪ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ’ዝ ተኻይደ ኣርባዕተ ውድድራት ቻምፒዮን ሊግ ን ካብ ነፍሲ ወከፍ ግጥማታት ብሉጻት ተጻወቲ man...
ኣብ ወርሒ ሓምለ/2020፡ መጠን ብዝሒ ብመዓርፎ ነፈርቲ ስወዳቭያ ዝጥቀሙ ተጓዓዝቲ ምስቲ ኣብ ወርሒ ሓምለ/2019 ዝነበረ ክነጻጸር እንከሎ...
ኣብ መፋርቕ ወርሒ ሚያዝያ፡ ኣብ ላንድስክሮና፡ ሓንቲ ጓል 23 ዓመት መንእሰይ፡ ንሓደ ብሓባር ምስኣ ዝቕመጥ ዝነበረ ወዲ...
መጠን ናይ ገዛ ሃለኽቲ ንብረት፡ ካብቲ ብሰንኪ ቅልውላው ኮሮና ኣጋጢምዎ ዝጸንሐ ዕንቅፋት፡ ምምሕያሽ ከርኢ ከምዝጀመረ ተፈሊጡ። ኣብ...