ኣማኑኤል ሳህለሳየንስ ማለት ብስነሞገትን ብትዕዝብትን ብተመክሮን ብምምዛንን ብምዕቃንን ዚካየድ ናብ ሓቅነት ዚመርሕ መገዲ እዩ። ናብቲ ሓቂ ንምብጻሕ...
ውህደት
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴቫን ሎቪን፡ ኣብ ኣታሓሕዛ ለበዳ ኮሮና ዝነበሮ ተቐባልነት ምንቁልቋሉን ኣብ ልዕሊ ዋና ኣማኻሪ ሕማማት...
ብርክት ዝበላ ሃገራት፡ ብፍላይ እኳ ሩስያን ኣሜሪካን ብዛዕባ ምክያድ መጠን ሰፊሕ ክታበት ጸረ-ኮሮና ይዛረባ እኳ እንተሃለዋ፡ ከምዚ...
ኣብ ኦስሎ፡ ኖርወይ፡ ኣስታት 200 መንእሰያት ዝርከብዎ ሙዚቃዊ ፈንጠዝያ (ጓይላ) ኣብ ታሕተዋይ ክፋል ናይ ሓደ ህንጻ ዝስራሕ...
ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኢዛቤላ ሎቬን፡ ኣብ ሚልዮፓርቲየት (ሓምላይ ሰልፊ) ዝነበራ መዝነታ ብወለንትናኣ ካብ ትገድፎ፡ እቲ ቦታ ክሳብ ሎሚ...
ኣብ ደቡባዊ ክፋል ሽወደን፡ ኦሽትባሪ፡ ዝርከብ ዝነበረ ትካል ማክዶናልድስ ትማሊ ለይቲ ኣብ ከባቢ ሰዓት 2:00 ወጋሕታ ምሉእ...
ኣብ መውዓሊ ህጻናት ዝኾነ ጀራዲን ናይ ብርክት ዝበላ ኣብ ሶደርታልያ ዝርከባ መዋእለ ህጻናት፡ ዕጸ-ፋርስ ዝሓዘ ሑጻ ዝመልአ...
ካብ ኣባላት ውድብ ቁጠባዊ ምዕባለን ምትሕግጋዝን (OECD) ዝኾና 38 ሃገራት፡ ብኣታሓሕዛ ጥዕናን ኩነታትን ህጻናት፡ ሽወደን፡ ኣብ መበል...
ቤት ጽሕፈት ሽማግለ ከተማ ስቶክሆሎም ኣብ ዘካየዶ ሓድሽ ዳህሳስ፡ ቁጽሪ ናይተን ጾታዊ ርክብ ንኽንፍጽም ተገዲድና ዝብላ ደቂ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ንኹሎም ኣብ ቤት ትምህርታት ዝርከቡ መምህራን፡ ብዛዕባ ጾታዊ ዝምድናታት፡ ትምህርቲ ብምሃብ ዓቕሞም ክብ ከብሎ መዲቡ...