ዓለምና ናብ ሓደ ዘይተጸበየቶ ናይ ጥሜት ቅልውላው ተምርሕ ምህላዋን ብምኽንያት ኮሮና ዝኽሰት ጥሜት ካብቲ ለበዳ ዘኸሰቶ መጠን...
ውህደት
ኩባንያ ኢክያ፡ ንመጀመርያ ግዜ፡ ካልኣይ ኢድ ኣቕሑ ገዛ ዝሸይጥ ሓድሽ ጨንፈር ኣብ ምምሕዳር ኢስክሊስቱና ከምዝኸፈተ ሓቢሩ። ዕላማ...
ኣማኑኤል ሳህለ ቀዳማይ ክፋል ፖለቲካ ካብቲ ኣብ ምቍጽጻር ህዝቢ-ከተማ ወይ ኣብ ከተማ (polites, polis) ዚዝውተር ዝነበረ ዓይነት...
እቲ ወትሩ ተሃራፍን ብዙሓት ሰዓብቲ ዘልዎ ብቀዳማይ ደርጃ ዝስራዕ ግጥማት ዓዲ ኢንግሊዝ ማለት ፕሪመር ሊግ ብ ናይ...
ካብ ጽባሕ ዓርቢ ጀሚሮም፡ እቶም ካብ ሽወደናውያን ምምሕዳራት ኦረብሮን ዮምትላንድን ዝመጹ ገያሾ፡ ናይ 10 መዓልታት ውሸባ ክገብሩ...
ኣብ መዓላ ፈስቲቫል መንእሰያት ንክውዕል፡ ብምምሕዳር ሻርሆልመን፡ ተመዲቡ ዝነበረ ልዕሊ 1 ሚልዮን ክሮን፡ ኣብ ወጻኢታት መገሻን ሆቴላትን...
ኣብ ሓደ ሰሙን ን3 ተጻወቲ ከተፈርም ዝተራእየት ክለብ ኤቨርተን፡ ብብዙሓት ክለባት ክድለ ዝጸነሐ፡ ዓብዱላሂ ዴኮረ ካብ ክለብ...
መጠን ቁጠባዊ ዝቕባበ ሽወደን፡ ኣብ ዝቕጽል 5 ዓመታት ብውሑድ ዓቐን ክውስኽ ከምዝኽእል ካብ ኩባንያ ካንታር ሲፎ ፕሮስፔራ...
ቤት ጽሕፈት ኣሃዱ ግብሪ፡ ብማሕበራውን ቁጠባውን ዓቕመን ድኹማት ኣብ ዝበሃላ ከባቢታት፡ ቆጸራ ህዝቢ ከካይድ ምዃኑ፡ መንግስቲ ሽወደን፡...