ገደብ ግዜ ክለሰ ሓሳባዊ ፈተና መምርሒ ፍቓድ መኪና (teoriprov) ክሳብ ወርሒ መስከረም ናይ ዝቕጽል ዓመት ከምዝተናወሐን ኣብ...
ውህደት
ብ ኣሰልጣኒ ሃንስ ፍልክስ እትእለ ጎብለል ቻምፒዮን ሊግ ዝኾነ ባየር ሙኒኽ ትማሊ ምሽት ብደረጃ ኤዉሮፓ መን ጎብለል...
ሽወደናዊ ኮኾብ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ፡ ዛላታን ኢብራሂሞቪች፡ ብኮሮና ቫይረስ ከም ተለኽፈ ምንጭታት ኣረጋጊጾም። ክለብ ኤሲ ሚላን፡ ሎሚ...
ካብ ሎሚ ዕለት 24/09/2020 ጀሚሩ፡ ናብ ሽወደን ዝግበር ዝኾነ ዓይነት መገሻ ፍቑድ ምዃኑ፡ ወጻኢ ጉዳያት ኣውስትርያ ገሊጹ...
ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ናይዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመት፡ ቁጽሪ ናይቶም ኣብ ክሮኖፎግደን (Kronofogden) ተመዝጊቦም ዘለዉ ጉዳያት ብ 11.5%...
ኣብ ምምሕዳር ሺል (Kil) እትርከብ ቤት ትምህርቲ ሳነሩድስኩላን (Sannerudsskolan)፡ ኣብ መንደቕ ናይ ሽቓቕ፡ ንጽባሕ ዓርቢ ዕለት 25...
ሽወደናዊ ኤጀንሲ ኣህለኽቲ፡ ንድሕነት ህጻናት ሓደገኛ ዝኾኑ መጻወቲ ኣቕሑ ካብ ዕዳጋታት ከምዝሰሓበ ተፈሊጡ። እቲ ኤጀንሲያ፡ ን15 ናይ...
ኣብ ርእሲ ከተማ ኖርወይ፡ ኦስሎ፡ ካብቲ ብቕድሚ ትማሊ ዝተመዝገበ መጠን መልከፍቲ ኮሮና፡ ትማሊ መዓልቲ፡ ብዕጽፊ ብምውሳኹ ካብ...
ሑርያት ን ቡልጽ ተጻዋይ ኤውሮጳ ብጀካ ኬቪን ዴብሬየን – ማንችስተር ሲቲ ካብ ፕሪመር ሊግ ዝተረፉ ሮበር ሌቫንዶቭስኪ...
ውድድር ን ቡልጽ ኣሰልጣኒ ኤውሮጳ ብ ጀርመናውያን ኣስልጠንቲ ዝተዓብለለ ኮይኑ፣ ንሳቶም ድማ ን ሊቨርፑል ድሕሪ 30 ዓመታት...