መንግስቲ ኣብ መርመራ ምዝዋር መኪና ዝግበር ምትላል ንምዕጋት ዘኽእሎ እማመታት ሎሚ ከም እተቐበለ ተፈሊጡ። ኣብ ድሕነት ትራፊክ...
ውህደት
ቆጸራ ናይቶም ሕክምናዊ መጥባሕቲ ንምግባር ዝዳለዉ ዝነበሩ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ህጻናት፡ ብሰንኪ ንዓበይቲ ሰባት ቀዳምነታት ምሃብ፡ ከምዝተሰጋገረ ኣብ...
ሓድሽ ተጻዋታይ ክለብ ሊቨርፑል ትያጎ ኣልካንታር ብኮሮና ከምዝተታሕዘ ክለቡ ብወግዒ ኣፍሊጣ። ኣልካንታራ ክለቡ ምስ ኣርሰናል ኣብ ዘካየደቶ...
ዝሓለፈ ዓርቢ፡ ብመንገዲ ስዊሽ (SWISH) ዝካየደ መስርሕ ምስግጋር ገንዘብ፡ 1,098,272 ብምብጽሑ ክብረ ወሰን ምሓዙ ተፈሊጡ። እዚ ናይ...
ኣብ ቀዳሞት 6 ኣዋርሕ ናይዚ ዓመት፡ ኣስታት 20,303 መምርሒ ፍቓድ መኪና ከምተመንጠለን (ከምተሳሕበ) ምስ ተመሳሳሊ እዋን ናይ...
ኣብ ዮቶቦሪ እትርከብ መባእታ ቤት ትምህርቲ የንሰን (Jensen)፡ ንኣለባብሳ ተማሃሮ ዝምልከት ሓድሽ መምርሒ ከምዘውጸአት ሬድዮ ሽወደን ሓቢሩ።...
ካልኣይ ማዕበል ለበዳ ኮሮና፡ ኣብ መላእ ኤውሮፓ፡ ይቀላቐል ኣብ ዘሎ እዋን፡ መምርሒታትን ምኽርታትን ሰብ መዚ ጥዕና ከም...
ሰንበት ምሸት፡ ኣብ መንጎ ሽወደናውያን ክለባት እስክሊስቱናን ኡምዮን ዝተካየደ ጸወታ፡ ሓላዊ ልዳት እስክሊስቱና ዝኮነ ጆሽዋ ዊክስ፡ ግዳይ...
ትማሊ ምሸት ትጽቢት መላእ ኣፍቀርቲ ክግብረሉ ዘምሰየ ግጥማ ሊቨርፑልን ኣርሰናልን ብዓብላለነት ሊቨርፑር ተዛዚሙ። ክለብ ኣርሰናል ቅርጺ ዘይብሉ...
ኣብ ቨስትሮስ እትርከብ ዩኒቨርስቲ ሜላዳለን (Mälardalen)፡ ድሕሪ ዝተኻየደ ጽምብል ናይ ተማሃሮ፡ ለበዳ ኮሮና ብምስፍሕፍሑ፡ ምምሕዳር’ቲ ዩኒቨርስቲ፡ ካብ...