እቲ ሰልፊ ጸጋማይ ክንፊ መሰረት ናይቲ ብሶሻል ዲሞክራትና ዝምራሕ መንግስቲ ኣካል እንድሕር ኮይኑ፡ እቲ ሰልፊ ንባዕሉ ኣብቲ...
ውህደት
መንግስቲ፡ ነቲ ናይ መልከፍቲ እዋን ብዝምልከት ንተወሳኺን ንዝተፈላለዩ ባህላዊን ካልኦት ንጥፈታትን ዝግበር ሓገዝ ዘለው ሕግታት ክልውጦም መጸዋዕታ...
ሎሚ ሓሙስ፡ ኣብ ሽወደን፡ ትሑት መጠን ጸቕጢ (low pressure) ክረአ ከምዝኽእልን እዚ ድማ ንፋስን ጠልን ከም ዘስዓብ...
መርመርቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት (UN) ኣብ ሚያንማር፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፡ ልዕሊ 1000 ዝኾኑ ሰባት ብወታሃደራት ናይታ ሃገር...
ኣፍሪቃዊ ሕብረት ብሰንኪ ኣብ ቡርኪናፋሶ እተኻየደ ወተሃደራዊ ዕልዋ-መንግስቲ፥ ነታ ሃገር ካብ ኣባልነት ከም ዘደስከላ ገሊጹ። ኣብታ ሃገር...
ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ዝኾነ ስምዒት፣ ዘሰንብዱ ሳዕቤናት፣ ሕጽበተ-ሓንጎልን ኣንጻር ሩስያ ዘቕነዐ ምሒር ጽልኣትን”። እዞም ቃላት እዚኦም፡ ብሰኑይ...
ናይ ፈረንሳ ፕረዚደንት፡ ኢማኑኤል ማክሮን፡ ምስ ናይ ሩስያ ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ሞንጎ ዶባት ዩክሬንን...
ድሕሪ ደጊም ናይ ፈረንሳ ኣምባሳደር ኣብ ማሊ ክጸንሕ ኣይፍቀዶን’ዩ። ናይ ሽወደን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፡ ኣን ሊንደ፡ ነዚ...
ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ እዋናት፡ ቁጽሪ መምርሒ ፍቓድ መኪነኦም ዝሰኣኑ ሰባት እናበዝሑ ከምዝመጹ ተፈሊጡ። ካብ ግቡእ ንላዕሊ ብናህሪ...