ዳይሬክተር ኢሚግሬሽን፡ ሚካኤል ረፒንቪክ፡ ነቲ ናይ መንበሪን ዜግነትን ፍቓድ ንምርካብ ዝወስድ መጠን ግዜ ብዝምልከት፡ ኣብ ልዕሊ ቤት...
ውህደት
ብሰንኪ ኣብ መፍረ ደርሁ ሞንስተሮስ (Mönsterås) ዘጋጠመ መልከፍቲ ኢንፍሉዌንዛ ኣዕዋፍ፡ ኣስታት 1.3 ሚልዮን ደርሁ ክቕተላ ምዃነን ድሕሪ...
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፡ ኣብ ሰሜን ስቶክሆልም፡ ሶልና፡ ዝርከብ መቓብር፡ 400 እምነ-መቓብር ከም እተራሰየ ጋዜጣ ዳገንስ ኒሄተር ሓቢሩ።...
ሃገረ ፊንላንድ፡ ለበዳ ኮሮና ንምቁጽጻር፡ ካብ ሎሚ ፍርቂ ለይቲ ኣብ ተግባር ዝወዓለ፡ ሓድሽ ሕጊ ከምዘተኣታተወት ገሊጻ። እዚ...
ኣብ ዓመተ 2019፡ መጠን ብዝሒ፡ ትሑት ቁጠባዊ ዓቕሚ ዘለዎም ሽወደናውያን (ድኻታት)፡ ናብ ዝተሓተ ደረጅኡ ምብጽሑ ማዕከን ዜና...
ኣብ ዓመተ 2020፡ ኣብ ሽወደን፡ መጠን ሃልኪ ጸረ-ነፍሳት (antibiotik) ብ 17% ከምዝቐነሰ፡ በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን...
ኣብ ብዙሓት ጀላቡ ተጻዒኖም፡ ካብ ገማግም ሊብያ ከምዝተበገሱ ዝንገረሎም ኮይኖም፡ ብማእከላይ ባሕሪ ኣቢሎም ናብ ገማግም ኤዉሮጳ ዝጓዓዙ...
ፍርያት ኩባንያ ሞደርና ዝኾነ ክታበት፡ ጸረ እቲ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝተራእየ ሓድሽ ዓሌት ቫይረስ ኮሮና፡ ኣድማዒ ዝኾነ...
ብዕለት 26/08/2019፡ ጓል 31 ዓመት፡ ዶክተር ካሮሊና ሓኪም፡ ኣብ ጎደናታት ማልመ ምስ ህጻን ውላዳ እናተጓዕዘት እንከላ ብሓደ...