ብመሰረት ጸብጻባት መራኸቢ ብዙሃን ኣመሪካ ኪም ካርዳሽያን ንበዓል ቤታ ደራፋይ ራፕ ካይኔ ዌስት ንምፍታሕ ክሲ ኣቕሪባ ኣላ።...
ውህደት
ኣብ ዓመተ 2021፡ ሃገረ ሽወደን፡ ካብቶም ብመንገዲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝመጹ ስደተኛታት፡ ካብቲ ዝግባኣ ኮታ ብግዝያውነት ወሲኻ፡...
ኣልጀርያዊ ቤት ፍርዲ፡ ንፈረንሳዊ ሓዃራይ ጨውዩ ንዝሰየፈ ሰብ፡ ብሞት ክቕጻዕ ወሲኑ። 55 ዝዕድሜኡ ሃርቬ ጉርዴል፡ ኣብ ሃገራዊ...
ኩባንያ SJ፡ ብሰንኪ ኣጋጢምዎ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልውላዉ፡ ኣብ ማልመ፡ ዮቶቦሪን ስቶክሆሎምን ዝርከባ መደበራት ኣገልግሎት ካብ 1 /...
ኣብ 1970ታት፡ ስቴላ ኛንዚ፡ ህጻን እናሃለወት ንሳን ወለዳን ካብ ኢዲ ኣሚን ኣምሊጦም ንሓሙሽተ ዓመታት ኣብ መዕቆብ ስደተኛታት...
ኣብ ምዕራብ ስቶክሆሎም፡ ያርቫ፡ ክፍጠር ተሰጊኡ ዝነበረ ደማዊ ግጭት ንምውጋድ ተባሂሉ ንኣዋርሕ ክካየድ ዝጸንሐ ስርሒት ከምዝዛዘመ፡ ፖሊስ...
መንግስቲ ሶማል፡ ዕጡቓት ምልሻ፡ ኣብ ጥቓ ህንጻ ፕረዚደንት እታ ሃገር ኣብ ዝርከብ መዓስከር መጥቃዕቲ ምፍጻሞም ገሊጹ። ሚኒስተር...
በዓል መዚ ኣገልግሎት ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን፡ ንምምሕዳራት ሽወደን ኣብ ዘመሓላለፎ መምርሒ፡ ቀዳምነታት ክታበት ኮሮና፡ ነቶም ትሑት ኣታውን...