ቊጽሪ ናይቶም ኣብ ማእከላይ ደረጃ ዝርከቡ ተመሃሮ ኣብ ቋንቋታት ወጻኢ ሃገራት ብፍላይ ጀርመንኛ፥ ስጳኛ ከምኡውን ፍውረንሳይኛ ዝህልዎም...
ውህደት
ሓምላይ ሰልፊ፥ ማሕበርነታዊ ጸጋማይ ሰልፊ ከምኡውን ሊበራዊ ሰልፊ ምስ እማመ ባይቶ ሰልፊ ከም ዝሰማምዑ ብምግላጽ ኣብ ልዕሊ...
ዕድሜኦም 80ን ልዕሌኡን ዝኾኑ ሽማግለታት ባህርያዊ ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሞም መታን ከይጐድል ኻልኣይ ክትባት ኮቪድ-19 ክወስዱ...
መንግስቲ ምስቲ ኣብ ሪክስዳግ ዘለዉ ሰልፍታትን ምስ ሃገራዊ ማሕበር ሓረስቶትን ብተደጋጋሚ ክሕተት ዝጸንሐ ህጹጽ ሓገዝ ከምኡ እዉን...
ሓሙሽተ ሰበ – ስልጣን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ደቡባዊ የመን ተጨውዮም፣ ክብል ግልጋሎት ዜና ፈረንሳ ኣፍሊጡ። ብመሰረት...
ድሕሪ እቲ ብሰንኪ ለበዳ ተነቢሩ ዝነበረ ኩሉ ቀይድታት ምልዓሉ እቲ ህይወት ኣብያተ ጽሕፈት፣ ከምቲ ቕድሚ እቲ ለብዒ...
ኣብ ቡስከሩድ፥ ኦስሎ፥ ኣኸርሹስ፥ ኦፕላንድ፥ ሄድማርክ ከምኡውን ገለ ክፋላት ተለማርክ ክሳብ 25 ሰንቲሜትር ዝኸውን ርጒዲ ዘለዎ ውርጪ...
መንገዲ ኣየር KLM ናብ ሃገረ ዩክሬይን ዝገብሮ በረራታት ደው ከም ዘበለ ን መርበብ ሓበሬታ እቲ ትካል ብምጥቃስ...
ዜጋታት ሽወደን ዘይኮኑን ብገበኖም ዝተፈርዱን ሰባት ብቐሊሉ ንምስጋጒ ዘኽእል እማመ ብመንግስቲ ቀሪቡ። ሚኒስተር ምውህሃድን ስደትን ኣንድረ...
ሰራዊት ሩስያ ናብ ዶብ ዩክሬይን ብምጽግዑ ኣህጒራዊ ወጥሪ ተኸሲትሉ ኣብ ዘለወሉ እዋን ሚኒስተር ኣህጒራዊ ልምዓትን ምትሕብባርን ሽወደን...