ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ብቕትለት ጆርጅ ፍሎይድ ብቤት ፍርዲ፡ ገበነኛ ኮይኑ እተረኽበ ፖሊስ ሚንያፖሊስ ነበር፡ ደሪክ ሾቪን፡ ሓድሽ...
ውህደት
ኣብ መንጐ ኢትዮጵያን መሻርኽታ ዝነበረት ሱዳንን ወጥሪ ተኸሲቱ እናሃለወ፡ ፕረሲደንት ሃገረ ኤርትራ ምስ መራሕቲ ሱዳን ንምርኻብ ትማሊ...
ኣብ የመን ብዘጋጠመ ብርቱዕ ዝናብን ውሕጅን ብርክት ዝበሉ ሰባት ምሟቶም፡ ኣብ ህንጻን ትሕተ ቕርጽን እታ ሃገር ድማ...
ኣንጻር ኮቪድ 19፡ ክታበት ካብ ዝወሰዱ ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ ሰባት፡ እቶም 3% ደጊሞም ብኮቪድ ይልከፉ ከምዘለዉ፡...
ኣብ መፈርቕ ወርሒ ግንቦት፡ ምምሕዳር ስኮነ፡ ሓፈሻዊ ክታበት ክትጅምር ምዃና ሓቢራ። ካብ ዕለት 17 ወርሒ 5 ጀሚሮም፡...
ህንዲ ዛጊት 20 ሚልዮን ሕሙማት ኮቪድ-19 ከም ዘመዝገበት ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን መንግስቲ እቲ ሕማም “ብዘገምታ...
ቢልን ሜሊንዳን ድሕሪ ናይ 27 ዓመታት ሓዳር “ሰብ ሓዳር ኴንና ክንዓቢ ኣይንኽእልን ኢና” ኣብ ዝብል ምርድዳእ...
ትማል ሰኑይ ከባቢ ሰዓት 10 ድ/ቀ ኣብ መክሲኮ ሲቲ ባብር ከተማ ብምሕምሻሻ ብውሕዱ 23 ሰባት ምሟቶምን...
ኣብ ትግራይ ብዝካየድ ዘሎ ኲናት 5000 ህጻናት ብዘይ ወለዶም ከም እተዘናበሉ ህጻናት ኣድሕን ዝተባህለ ናይ ረድኢት ትካል...