ኣብ ድሮ ዒድ ኣላድሓ፡ ኣብ ከተማ ሳድር፡ ሰባት ብብዝሒ ኣብ ዝርከብዎ ዕዳጋ፡ ኣል-ዋሒላት፡ ብዝተኻየደ ነፍሰ ቕትለታዊ መጥቃዕቲ፡...
ውህደት
ሰብኣዊ ረድኤት ጽዒነን፡ ናብ ትግራይ ዘምርሓ ዝነበራ ቃፍላይ ዓበይቲ መካይን፡ ናብቲ ክልል ከይበጽሓ መጥቃዕቲ ከም ዝወረደን ጸብጻብ...
ብሪጣንያዊት ሕልፍቲ የማናዊት ኮመንታተር፡ ካቲ ሃፕኪንስ፡ ሕጊ ውሸባ ሆቴል ምጥሓሳ፡ ብጃህራ ክትዛረብ ስለ እተሰምዐት ካብ ሃገረ ኦስትራልያ...
ኣብታ ካብ ናይሮቢ ብሸነኽ ሰሜን ምዕራብ 200 ማይል ርሒቓ እትርከብ ማላንጋ ብዘጋጠመ ምፍንጃር ገንኢ፡ 30 ሰባት ከም...
ሚድያታት ወጻኢ፡ ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ዝብል ኣጸዋውዓ ምጥቃም እንተቐጺለን፡ ጽንክር ዝበለ ስጒምቲ ክውሰደለን ከም ዝኽእል መንግስቲ ኢትዮጵያ...
ኣመሪካ፡ ነቶም ኣብ ርእሰ ከተማ ኦስትሪያ፡ ቪየና፡ ዝቕመጡ ዲፕሎማሰኛታታ ምስ ሕማም ሃቫና ሲንድሮም፡ ዝመሳሰል ምልክታት ከም ዝረኸበትሎምን...
ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ከቢድ ህዝባዊ ናዕቢ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፡ እቲ ንንውሕ ዝበለ እዋን ኣብ...
መጠን ክትባት ኣብ ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ምስቲ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ዝተመዝገበ ቁጽሪ ክነጻጸር እንከሎ፡ ዝለዓለ ብምዃኑ ሓለፍቲ...
ዳርጋ ኩሎም ልዕሊ ዕድመ ዝኾኑ እንግሊዛውያን፡ እንተወሓደ፡ ሓደ እብረ ክታበት ኮቪድ-19 ከምዝተኸትቡ ሚኒስተር ጥዕና እንግሊዝ ሓቢሩ ክብል...