ኣንጀሊና ጆሊ፡ ኣብ ጒዳይ ሓዳር ብራድ ፒት፡ ዳኛ ክቕየር ዝገበረቶ ሕጋዊ ክርክር ከም እተዓወተትሉ ተገሊጹ። ኣንጀሊና፡ ኣብ...
ውህደት
ከም ግብረ መልሲ ናይቲ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሰብመዚ ሆንግ ኮንግ ዝጸዓነቶ እገዳ፡ ቻይና፡ ኣብ ልዕሊ ሰብመዚ ኣመሪካን...
ኣብ ብርክት ዝበላ ከተማታት ኣውስትራልያ፡ ንተሪር ሕግታት ዕጽዋ ዝቃወሙ ሰልፈኛታት፡ ተቓውሞኦም የስምዑ ኣለዉ ተባሂሉ። ኣሽሓር ሰባት፡ ኣብ...
ኣብ ሃገረ ኒውዚላንድ እተረኽበ ዘኽታም ኦርካ ዝዓይነቱ ዓሳ ነባሪ፡ ቶዋ፡ ኣዲኡ ንምርካብ እኳ ብዙሕ ጻዕሪታት እንተተኻየደ፡ ክዕወት...
ድሕሪ እቲ ኣብ ሄለብይ ዝተባህለ ቤት ማእሰርቲ፡ ብኽልተ ብኸቢድ ገበን ዝተፈርዱ እሱራት፡ ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታት እቲ ቤት...
እስራኤል ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ተዓዛቢት ኮይና እትሳተፈሉ ቦታ ከም ዝረኸበት፡ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ሚኒስተር...
ኣብቲ ትማሊ መዓልቲ ዝተጀመረ፡ ዝሓለፈ ዓመት ክካየድ ዝነበሮ፡ ናይ ዓመተ 2020 ውድድር ኦሎምፒክ፡ ወጋሕታ ኣብ ቶክዮ ጃፓን ዝጀመረ...
ብሪጣንያ፡ ብዘይ ፍቓድ ናብ ሃገራ ንዝኣተው ስደተኛታት፡ ክሳብ ኣርባዕተ ዓመታት ክትኣስር ምዃና ኣፍሊጣ። ሓላፊት ውሽጣዊ ጉዳይ ዓባይ...
ብሓደ ዝነብሩ እኩባት ሰባት ወይ ማሕበረሰብ ዚኽተሉዎ ክብርታት ወይ ወግዕታት ኣለዎም። ሰብ ኪሞቶም ከሎ እንታይ ይገብሩ? ከመይ...