ካብ ሎም ሰንበት ጀሚሩ፡ ልዕሊ 60 ዓመት ዝዕድሜኦም እስራኤላውያን፡ ሳልሳይ ብልቃጥ ክታበት ፋይዘርን ብዮንቴክን ክወሃቡ ምዃኖም መራኸቢ...
ውህደት
80% ካብ ህዝቢ ኣውስትራልያ ምስ ተኸትበ፡ ዶባታ ንዝመረጸተን ሃገራት ክትከፍት ከም እትኽእል፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ፡ ስካት ሞሪሰን፡...
ቴክሳስ፡ ንምጒዕዓዝ ስደተኛታት ትእግድ ኣላ፡ እዚ ድማ ንሕጊ ፈደራል ዝጥሕስ እዩ ክብል ክፍሊ ፍትሒ ኣመሪካ ከሲሱ ኣሎ...
ሃገረ ኢኳዶር፡ ኣብ ዓመተ 2018፡ ንመስራቲ ዊኪሊክስ፡ ጁልያን ኣሳንጂ፡ ሂባቶ ዝነበረት ዜግነት ኢኳዶር፡ ከምዝሰረዘቶ ማዕከን ዜና ተተ...
ናይ ካልኣይ ኲናት ዓለም ዝነበረ ቦምብ፡ ኣብ ካርልስታድ ከምዝተረኽበን፡ ብኣሃዱ ሃገራዊ መዕቆቢ ቦምብታት፡ ክፍንጀር ከምዝተገብረን ንጸብጻብ P4...
ኩባንያ ፈይስቡክ፡ ንናይ ሓደ ሰብ ውልቃዊ ሕሳብ ፈይስቡክ ብምስራዙ፡ ቤት ፍርዲ ጀርመን፡ ዘይሕጋዊ መስርሕ ተኸቲሉ ብምባል ነቒፍዎ...
ኣብ መካነ መቓብር ኦስትራ፡ ማልመ፡ ተተኺሉ ዝነበረ 40 ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ ናይ ሓጺን ሓጹር፡ ብለይቲ፡ ካብ ቦትኡ...
ኣብ መላእ ዓለም፡ ልዕሊ 4 ቢልዮን ብልቃጥ ክታበት ኮቪድ-19፡ ኣብ ጥቕሚ ከምዝወዓለ ተፈሊጡ ኣሎ። መጠን ክትባት፡ ኣብ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ኣብ ልዕሊ ዘይሕጋውያን ትምህርቲ ምዝዋር መኪና፡ ስጉምቲ ክወስድ ምዃኑ ኣፍሊጡ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ።...
ንኹሉ ገግዜኡን ዘዘመኑን ኣለዎ። ለባም ዝኸብረሉ ዘመን ኣሎ፡ ለባም ዚነዓቐሉ ግዜ ድማ ኣሎ። ዓሻ ዝሕብኣሉ ዘመን ኣሎ፡...