ቤላሩስያዊት ናይ ምንጣር ኣትለት፡ ክሪስቲና ቲማኖቭስካያ፡ ንውድድር ኦሊምፒክስ ድሕሪ ምኻዳ ኣብ ኤምባሲ ፖላንድ ዕቚባ ምሕታታ ኣክቲቪስት እታ...
ውህደት
ጓል ፕረሲደንት ኣንጎላ ነበር፡ ኢዛቤል ዶስ ሳንቶስ፡ 422 ሚልዮን ዩሮ፡ ዝዋግኡ ብርኪ ሃገራዊ ኲባንያ ነዳዲ፡ ሳናንጎል፡ ከተረክብ...
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣስታት 5300 ሰባት፡ ስራሕ ኣልቦ ምዃኖም ኣብ መዛግብቲ ኣርቤትስፎርሜድሊንየን ከምዝተመዝገቡ ኣሃዛዊ ጸብጻባት’ቲ በዓል መዚ...
ትማሊ ሰንበት፡ ኣብ በርሊን፡ ጀርመን፡ ኣብ ዝተኻየደ ኣንጻር ክታበት ዝዓለመ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ስዒቡ ብዝተፈጥረ ናዕቢ፡ 600...
ኣብ ምዕራባ ኣፍሪቃዊት፡ ሃገር ኒጀር፡ ብዘጋጠመ ብርቱዕ ዝናብ፡ 35 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ 26 ሽሕ ድማ ብዘይቤት ምትራፎም...
ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰባት፡ ኣንጻር ክታበትን ሓደስቲ ቀይድታትን፡ ኣብ ጎደናታት ከተማ ተል ኣቪቭ ብምውጻእ፡ ተቓውመኦም ከምዝገለጹ ማዕከን ዜና...
ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፡ ኣስታት 100 ሽሕ ዝኾኑ ህጻናት፡ ንዝቕጽል 12 ኣዋርሕ፡ ናብ ሞት ዘቃልዕ...
ናብ ሰንበት ኣብ ዘውግሕ ዝነበረ ለይቲ፡ 400 ዝኾኑ ስደተኛታት፡ ካብ ገማግም ሊብያ ተበጊሶም ንማእከላይ ባሕሪ ሰንጢቖም ናብ...
ኤውሮፓዊ ሕብረት ከምኡ ውን ሃገረ ሽወደን፡ ምስተን ንክታበት ኮቪድ-19 ዘፍርያ ኩባንያታት ፋይዘርን ሞደርናን ብዝኣተወኦ ውዕል መሰረት ተወሳኺ...
ኣብ ግሪንላንድ፡ ብረቡዕን ሓሙስን ጥራይ፡ 17 ቢልዮን ቶን በረድ፡ ከም ዝመኸኸን እዚ ድማ ንመጠን ማይ ጎትላንድን ስቨላንድን...