ካብ ሊባኖስ እተተኮሰ ተወንጫፊ ትማል ረቡዕ ሰሜናዊ እስራኤል ድሕሪ ምጥቃዑ: እስራኤል: ተመሳሳሊ ግብረመልሲ መጥቃዕቲ ምክያዳ ሰራዊት እስራኤል...
ውህደት
ካብ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ፡ ኣብ ቻይና፡ ትማሊ ረቡዕ ዝተመዝገበ መጠን መልከፍቲ ኮሮና፡ እቲ ዝለዓለ ምዃኑ ጸብጻባት ሓቢሮም...
ደቡብ ሱዳን ባይቶ ከም ዘቖመት ተገሊጹ። ምቛም ሓድሽ ሃገራዊ ባይቶ ቀንዲ ቅድመ-ኲነት ስምምዕ ሰላም 2018 ምንባሩ ዝፍለጥ...
ኤውሮፓዊ ኮሚሽን፡ ምስ ኣሜርካዊ ኩባንያ ኖቫቫክስ፡ ናይ 200 ሚልዮን ብልቃጥ ክታበት ኮቪድ-19 ንምግዛእ፡ መባእታዊ ስምምዕ ከምዝኣተወ ገሊጹ...
ኣቐዲማ ብዳርባ ዲስካስ ቀዳማይን ካልኣይን ደርጃ ብምሓዝ ወርቅን ነሓስን ዝተሸለመት፡ ኣብ ቅድድም ጃልባ፡ ነሓስ መዳልያ ከምኡውን ኣብ...
ዘይሕጋዊ ምዝውዋር ኣጽዋር ክጋደድ ዝገብሩ ዘለዉ ዓበይቲ ኲባንያታት መፍረ ብረት ኣመሪካ እየን ክብል መንግስቲ መክሲኮ ከሲሱ። እዘን...
እታ ዝነወሐት ሽወደናዊት ገረብ ምዃና ዝንገረላ፡ 49.6 ሜትሮ ቁመት ዝነብራ፡ ብ ሞልንባካ (Mölnbacka) እትፍለጥ ዓይነት ገረብ፡ ብስፕሩስ...
ፕረሲደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ ትማል ሰሉስ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ሰብ ሓዳር ሓሓደ ጥራይ ምውላድ ክሓስቡሉ ተላብዩ። ኣብ...
ኣብ ስዑዲ ዓረብ ቊጽሪ ናይቶም ብሞት ዝቕጽዑ እሱራት ምውሳኹ ተገሊጹ። ኣብ 2020 እዚ ቊጽሪ ኣንቈልቊሉ እኳ እንተነበረ...