ናይ ኤሌክትሪክ ስኩተራት: ኣብ ፈቐዶ ናይ ኣጋር መንገድታት ተደርብየን ምርኣይ: ንሰብ መዚ ከተማ ስቶክሆልም: ዘቖጥዕ ዘሎ ተርእዩ...
ውህደት
ክኢላታት UN: ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ: ብህጹጽ ክፍታሕ ጻውዒት ይገብሩ ኣለዉ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ። ሽወደናዊ...
ፕረሲደንት G-20 ዝኾነት ኢጣልያ: ኣብ ጒዳይ ኣፍጋኒስታን: ናይ ህጹጽ እዋን ጒባኤ ክካየድ ሓቲታ። ቀዳማይ ሚኒስተር: ማርዮ ድራጊ:...
ካብ ወርሒ ግንቦት፤ ንደሓር ዋጋታት ነዳዲ ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ከም ዝርከቡ ተገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ።...
. መንገድታት ኣየር ኣውስትራልያ: Quantas: ከምኡውን Cathy Pacific: ሰራሕተኛታተን ክቱባት ንክኾኑ ጠለብ ከም ዘቕረባን ነዚ ስዒቡ ድማ...
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ጀርመን: ንቤኣት ትሸፐ (Beate Zschäpe): ዝተባህለት ናዚስት: ንሕልፈት ከም ዝፈረዳ ገሊጹ ክብል ማዕከን...
ኣብ ከባቢ ኩንግሰንገን (Kungsängen): ስቶክሆሎም: መርዛማት ዝኾኑ ኣትማን ፋሕ ኢሎም ብምህላዎም: ብዙሓት ሰባት ናብ ምምሕዳር ከተማ ክድውሉ...
ትማሊ ሰሉስ፡ ኣብ ኣሜሪካ፡ ካብ ትጽቢት ወጻኢ፡ ብሕማም ኮቪድ ናይ ልዕሊ 1 ሽሕ ሰባት ህይወት ምሕላፉ ጸብጻብ...
ለበዳ ኮሮና ንምቊጽጻር ዘኽእል ክታበት ምርካቡ፡ ጳጳስ ፍራንሲስ፡ ንፈጣሪን ካልኦት ነዚ ክዉን ዝገበሩ ኩባንያታትን ውልቀ ሰባትን ኣመስጊኖም...
ኣብ ጀርመን ዝርከቡ፡ ብውሕዱ ክልተ ሰብመዚ ኣመሪካ፡ ብሕማም ሃቫና (Havana Syndrom) ተታሒዞም ሕክምናዊ ምክትታል ይግበረሎም ከምዘሎን ጸብጻባት...