ቅድሚ 75 ዓመታት እተፈነወት ፊልም The Big Sleep ንምርዳኡ ዘጸግም ትልሚ ዘለዋ ብዝብል እኳ ትፍለጥ እንተኾነት እዚ...
ውህደት
ምስ ስርቂ ቅብኣ እተተሓሓዙ ገበናት ኣብ ዝገርገሩሉ እዋን: ደሃይ ናይታ Salvatore Mundi (መድሓኒ ዓለም) ዝተሰምየት ቅብኣ ሊዮናርዶ...
ኬንያ: ኣብ ዓለምና ዝሰፍሐ ምዃኑ እተነግረሉ ምቚጻር እንስሳ ዘገዳም ከም ዘሳለጠት ተገሊጹ። ኣብ ኬንያ: ዓሌቶም ኣብ ሓደጋ...
ኣብ ዓመተ 1979 ብባህርያዊ ሓደጋ ካብ ገጽ ምድሪ: ዝጠፍአት ከተማ ፖምፔይ: ዕሙር ባህላዊ ህይወት ከም ዝነበራ ዝምስክር...
ጨቓዊት መንካዕ: ልክዕ ከም ዕሸል ሰብ ዝመስል ቋንቋ ከም ዝጥቀማ: ኣብ ሃገረ ኮስታሪካ ኣብ ልዕሊ ሰፈር መንካዕ...
ጃፓናዊ ኮኾብ ተዋሳኣይ: ሶኒ ቺባ: ኣብ መበል 82 ዓመት ዕድሚኡ: ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና: ምሟቱ ተገሊጹ። ቺባ: ብፍላይ...
ኲሎም መምርሒታት ለበዳ ካብ ዝለዓሉ: ወርሒ እኳ እንተመልኡ: ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዘሎ መኽሰብ ሲነማታት ምስ ግዜያት ቅድሚ...
ሓደ መዓልቲ፡ ሓንቲ ኣደ ምስ ንእሽቶ ወዳ ናብ ገምገም ባሕሪ ትኸይድ። እቲ ህጻን ኣብቲ ገምገም ባሕሪ ኮይኑ...