ኣብ 2006: ፕሉቶ: ካብ ዝርዝር ፕላቴትነት ወጺኣ “ድንኪ ፕላኔት” ክትበሃል ካብ ዝውሰን ንደሓር: ቊጽሪ ፕላኔታት ጸሓያዊ ስርዓት...
ውህደት
ህቡን ህንዳዊ ተዋሳኣይ ቦሊዉድ: ነስረዲን ሻህ: ንምምላስ ጣሊባን ናብ ከተማ ካቡል ኣመልኪቶም ንዝደገፉ ህንዳውያን ኣስላም ብትሪ ነቒፉ።...
ኣብ ፈስቲቫል ፊልም ቨኒስ እተአኽቡ ኣፍቀርቲ ሲነማ: ነታ ብፔድሮ ኣልሞዶቫር እተኣልየት Parallel Mothers ዘርእስታ ፊልም: እተገብረላ መእተዊ...
ሽወደናዊ ጒጅለ ሙዚቃ: ABBA: ሓዳሽ ደርፊ ሒዞም ተቐልቂሎም ኣለዉ። እዞም ብ Mama Mia! Here we go again.....
መንግስቲ ፖላንድ፤ ኣብ ክልተ ምስ ዶብ ቤላሩስ ዘዳውብዋ ከባቢታት፤ ናይ ህጹጽ እዋን ፍቓድ ንኸተኣታቱ ንፕረዚደንት እታ ሃገር...
መንግስቲ ኖርወይ: ንምኽርታት በዓል መዚ ጥዕና እታ ሃገር ተኸቲሉ፤ ንኹሎም ኣብ ክሊ ዕድመ 12 ክሳብ 15 ዓመት...
ኣብ ወርሒ ነሓሰ፤ ኤውሮጳዊ ሕብረት፤ ኣብ ውሽጢ 10 ዓመታት ዘለዓለ ከምዝኾነ ዝንገረሉ መጠን ቁጠባዊ ዝቕባበ ብምምዝጋቡ፤ እቲ...
ማሌዥያዊ ኣትሌት፡ መሓመድ ዚያድ ዙልከፍሊ፡ ኣብ ክላስ F-20 ወርቂ ማዳልያ ተዓዊቱ እኳ እንተነበረ ናብቲ ውድድር ሰለስተ ደቓይቕ...