ጓል ፕረሲደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ነበር ጃኮብ ዙማ፡ ንርእይቶ ብሪጣንያዊት ሞዴል ኖኣሚ ካምቤል፡ ወጊዛቶ። ኖኣሚ ካምቤል፡ ዙማ፡ ኣብ...
ካብዝን ካብትን
ቤላሩስያዊት ናይ ምንጣር ኣትለት፡ ክሪስቲና ቲማኖቭስካያ፡ ንውድድር ኦሊምፒክስ ድሕሪ ምኻዳ ኣብ ኤምባሲ ፖላንድ ዕቚባ ምሕታታ ኣክቲቪስት እታ...
ጓል ፕረሲደንት ኣንጎላ ነበር፡ ኢዛቤል ዶስ ሳንቶስ፡ 422 ሚልዮን ዩሮ፡ ዝዋግኡ ብርኪ ሃገራዊ ኲባንያ ነዳዲ፡ ሳናንጎል፡ ከተረክብ...
ኣብ ምዕራባ ኣፍሪቃዊት፡ ሃገር ኒጀር፡ ብዘጋጠመ ብርቱዕ ዝናብ፡ 35 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ 26 ሽሕ ድማ ብዘይቤት ምትራፎም...
ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፡ ኣስታት 100 ሽሕ ዝኾኑ ህጻናት፡ ንዝቕጽል 12 ኣዋርሕ፡ ናብ ሞት ዘቃልዕ...
ኣብ ግሪንላንድ፡ ብረቡዕን ሓሙስን ጥራይ፡ 17 ቢልዮን ቶን በረድ፡ ከም ዝመኸኸን እዚ ድማ ንመጠን ማይ ጎትላንድን ስቨላንድን...
80% ካብ ህዝቢ ኣውስትራልያ ምስ ተኸትበ፡ ዶባታ ንዝመረጸተን ሃገራት ክትከፍት ከም እትኽእል፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ፡ ስካት ሞሪሰን፡...
ቴክሳስ፡ ንምጒዕዓዝ ስደተኛታት ትእግድ ኣላ፡ እዚ ድማ ንሕጊ ፈደራል ዝጥሕስ እዩ ክብል ክፍሊ ፍትሒ ኣመሪካ ከሲሱ ኣሎ...
ሃገረ ኢኳዶር፡ ኣብ ዓመተ 2018፡ ንመስራቲ ዊኪሊክስ፡ ጁልያን ኣሳንጂ፡ ሂባቶ ዝነበረት ዜግነት ኢኳዶር፡ ከምዝሰረዘቶ ማዕከን ዜና ተተ...
ናይ ካልኣይ ኲናት ዓለም ዝነበረ ቦምብ፡ ኣብ ካርልስታድ ከምዝተረኽበን፡ ብኣሃዱ ሃገራዊ መዕቆቢ ቦምብታት፡ ክፍንጀር ከምዝተገብረን ንጸብጻብ P4...