መንግስታዊ ኲባንያ ነዳዲ ናይጀርያ: ኣብ ናይ 44 ዓመታት ታሪኹ: ንመጀመርታ ግዜኡ መኽሰብ ከም ዝረኸበ መንግስቲ ኣፍሊጡ። እዚ...
ካብዝን ካብትን
ቀዳማይ ሚኒስተር ማሊ ነበር: ሞቢዬ ማይጋ: ቅድሚ ሽወዓተ ዓመት ምስ ዝሽመታ ናይ ፕረዚደንት ነፋሪት ብዝተተሓሓዘ ክሲ ብልሽውና...
መንግስቲ ሽወድን፡ ንተሃድሶን ወፍርን ዝውዕል፡ ናይ 74 ቢልዮን ክሮነር ባጀት፡ ከቕርብ ምዃኑ፡ ሚኒስተር ፋይናንስ ሽወደን፡ ማግዳለና ኣንደርሾን...
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ፡ ሚኒስተር ማሕበራዊ ጉዳያት ሽወደን፡ ሌና ሃለንግረን፡ ናይ ጡብ መንሽሮ ከምዘለዋን ሕክምና ክትጅምር ምዃናን...
ሩስያ: ዛጊት 500 ዝኾኑ ዜጋታት ቤላሩስ: ኪርጊስታን: ታጂኪስታን: ኡዝበኪስታን: ዩክሬንን ሩስያን ካብታ ብጣሊባን ተታሒዛ ዘላ ኣፍጋኒስታን ኣውጺኣ...
ሃገራት ወሽመጥን ኢራንን ዘለወን ወጥሪ ብምፍኳስ ኣብቲ ዞባ ሕውነታዊ ዝምድና ክፍጠረሉ ዝኽእል ኩነታት ንምስፋን: ኣብ ባቕዳድ ንኽጋብኣ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ: ጆ ባይደን: ዝመዘዛ ሽማግለ: ንመበቆል ቫይረስ ኮሮና ድሕሪ ምምርማር ኣብ ዝወጽኣቶ መግለጺ “ዛጊት ንፈልጦ የብልናን”...
ጣሊባን: ንኣፍጋኒስታን ድሕሪ ምቊጽጻሮም: ዓለማዊ ባንክ: ነታ ሃገር ዝገብሮ ዝነበረ ሓገዛት ምብታኹ ገሊጹ። ኣብታ ሃገር ዘሎ ኲነታት...
ንሃገረ ቻድ ብተረርቲ ኣእዳው ዝመርሐ ውልቀ መላኺ፡ ሑሴን ሃብሬ፡ ኣብ ሃገረ ሰኔጋል፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ እንከሎ ከምዝሞተ...
ማግደሊና ኣንደርሾን፡ ድሕሪ ስቴፋን ሎቬን፡ ንሳ መሪሕነት ሰልፊ ንኽትርከብ ንዝብል ሓሳብ መልሲ ከምዘይሃበትሉ ተፈሊጡ ክብል ማዕከን ዜና...