ካብዝን ካብትን
ኣብ ኻዛኽስታን፡ ኣንጻር መንግስቲ ዘቕንዐ ህዝባዊ ናዕቢ ኣብ ዝለዓለ ጠርዚ በጺሕሉ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ብመሰረት መንግስቲ ዝገበሮ...
ከም መዐቀኒ ዋጋታት ናይ ኖርዲክ ጸዓት ኤክስቸንጅ ኖርድ ፑል (Nordic electricity exchange Nord Pool) እንተኾይኑ፡ ኣብ ደቡባዊ ሽወደን...
ኣብ ኻዛኽስታን ብሰንኪ እተኸስተ ዕግርግር: ሰራዊት ሩስያ: ናይ ምርግጋእ ሓገዝ ከበርክት ብመንግስቲ እታ ሃገር ጻውዒት ከም እተገብረሉ...
ሰሜን ኮርያ: ትማል ረቡዕ: ዕዉት ፈተነ ምውንጫፍ ሚሳይል ሃይፐርሶኒክ ምክያዳ መንግስታዊ መደበር ዜና እታ ሃገር ገሊጻ። በዚ...
ሓንቲ ግብጻዊት መንእሰይ ብሰንኪ ብዲጂታላዊ ስእሊታት ዝመጻ ምፍርራህ: ነፍሰ ቕትለት ድሕሪ ምፍጻማ: ክልተ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ...
ሰሜን ኮርያ: ዘይተፈልጠ ዓይነት ሚሳይል ናብ ባሕሪ ምውንጫፋ ናይ ደቡብ ኮርያ ጥሙር ዋና ስታፍ ከሲሱ። እዚ ሚሳይል...
ሚኒስትሪታት ጉዳያት ወጻኢ ኪዳን ሓይልታት NATO፡ ንጉዳይ ዩክረይን ብዝምልከት፡ ፍሉይ ዋዕላ ንኸካይዱ ከምዝተጸውዑ ተገሊጹ። እቲ ዋዕላ ብናይ...
ከምቲ ብዙሓት ዝጽበይዎ፡ OPECን መሻርኽቲ ሃገራትን፡ ፍርያት ናይ ነዳዲ ናብቲ ቅድሚ ናይ ኮቪድ ምልዓብ ዝለዓለ ብርኪ በጺሑሉ...