ጽባቐ ተፈጥሮና ንምድማቕ ዝተፈላለዩ መመላኽዒታት ንጥቀም ኢና። ካብዞም መመላኽዒታት ኣብ ዝበዝሐ ሕብረተ-ሰብ ዝዝውተር ካትም ወይ ናይ ኣጻብዕቲ...
ካብዝን ካብትን
ኣብ ከተማ ስቶኮልም ሸወደን ዝካየድ ዘሎ ምዕዳል ስነስርዓት ሽልማት ኖቤል 2019 ትማሊ ክልተ ዕውታት ስነ ጽሑፍ ዓዲሉ...
ኣብ ህይወትና ብዙሓት ነገራት ከም ምርጫ ወሲድና ከነተግብሮም ንረአ ኢና። ነቲ ምርጫ ምውሳድናን ዘይምውሳድናን ከኣ፡ ብመጠን’ቲ ድሒሩ...
ሓደ ካብ ጽቡቕ ባህሊ ጃፓናውያን፡ ብሕጊ ተቐይድካ ምኻድን ምክብባርን’ዩ። ጃፓን ኣብ ትምህርቲ ልዑል ወፍሪ ብምግባር፡ ካብ ሓንቲ...
ኵልና ሰባት ዝተፈላለና ኴንና ምፍጣርና ጣቋ ኣለዎ። መልክዕና ጥራይ ዘይኮነስ፡ ባህሪና፡ ትሕዝቶና፡ ኣተሓሳስባናን ኣረዳድኣናን፡ ድሌታትናን ሕልምታትናን ወዘተ...
ብ ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ን ኣበርክቶ ዝላታን ኣፈልጦ ንምሃብ ኣብ ዝዓበየላን ኩዕሶ እግሪ ዝጀመረላ ከተማ ማልሞ ትማሊ...
ንዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት ኣብ ፈይስቡክ ላይክ ምባል እቲ ቐንዲ ናይቲ ኩባንያ መለለዪ እዩ ኰይኑ ጸኒሑ። እዚ ኣገባብ’ዚ፡...
ኣካዳሚ ሽወደን ተሸላሚ ኖቤል ብስነጽሑፍ 2018 ኣብ ምድላው ኣሎ። ዓሚ ብጾታዊ ቅለት ዝተላዕለ ዓቢ ሕንፍሽፍሽ ድሕሪ ምኽሳቱ...
ኣብ ቀቢላ ቻምቦሊ – ደቡባዊ ክፋል ኮንጎ፡ ኩሉ ጉዳያት ደቂ-ተባዕትዮ ብደቂ-ኣንስትዮ እዩ ዝፍጸም። ዕድመ መርዓ ዝበጽሐ ጐበዝ...
ንግስቲ ሲልቪያ ንዕለት 15/10/2019 ናይ መጀመርያ ዑደታ ናብ ርእሲ ከተማ ሊባኖስ ዝኾነት በይሩት ክትገብር እያ። እዚ ድማ...