* ካብ ኣብ ዓወት ኣብ ውድቀት ኢኻ ዝያዳ ትመሃር። * ውድቀት፡ መሳልል ዓወት’ያ። * ብዝሓለፉ ክስተታት ፈጺምካ...
ካብዝን ካብትን
ሽወደን ኣብ ዓለም ዝበለጸ “ጽብቕ ስም” ዘለዋ ሃገር ብምባል ንኻልኣይ ግዚኣ ትስየም። ትካል ኣህጒራዊ ዝና ኣብ ዝሃቦ...
በርሙዳ ትሪያንግል፡ ኣብዚ ዘመንና እቲ ዝዓበየ ዘይተፈትሐ ምስጢር ሒዙ ይርከብ። እዚ ኣብ ውሽጢ ባሕሪ ስሉስ ኩርናዕ ቅርጺ...
ሱመሪያን፦ እዚ ቋንቋ ፈለማ ብዝሰፍሐ ዝተዘርበሉን ዝተጻሕፈን ኣብ መሶፖታሚያ ኣብ ካልኣይ ሚለንዩም ቅድሚ ልደተ-ክርስቶስ እዩ። ኣጸሓሕፋ ሱመሪያንስ...
ኣብ ቫርምላንድ (Varmland) ትርከብ ምምሕዳር ቶሽቢ (Torsby) ብብቕዓት ዓይነት ኣመሃህራ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ተሰሪዓ ኣላ። ምምሕዳር ቶሽቢ...
ኣብዚ ዝስዕብ እንህበኩም ሓበሬታ ዛዕባ ወልፊ ቁማር ባዕልኻትኩም ፈሊጥኩም እንታይ ክትገብሩ ከምዘለኩም ክሕብረኩም ይፈቱ። እንተድኣ ወልፊ ቁማር...
ኤርትራዊ ደራሲ ሓጂ ጃብር፣ ”ካታራ” ዝተባህለ ንዝበለጸ ብዓረብኛ ዝጻሓፍ ልብ ወለ ዝዕደል ስልማት፣ ”ዓፍራ ቡን” (ራቕዋት ቓህዋ)...
ኣብ እዋን ምምራጽ ስም ህጻን፡ ሓደ-ሓደ ግዜ ኣብ መንጎ ወለዱን ካልኦት ኣባላት’ታ ስድራ ዝሕወሱዎን ዘይምርድዳእ ይፍጠር’ዩ። “ክስቶ’ዩ...
ፍረታት፡ እቶም ቀንዲን መዓልታዊ ክንምገቦም ዝግባኣናን ምሉእ ጥዕና ንኽህልወና ዝሕግዙ እዮም። ፍረታታት ብዝያዳ ልብና ምሉእ ጥዕና ንኽህልዋ...
ንሓደ ሰብ ‘ዕዉት ሰብ’ እዩ ፥ ክንብል ከለና ከመይን እንታይን ማለትና እዩ? እቲ መልሲ ከከም ርድኢት ሰባት...