ዋላኳ ካብ ቆንስል ከተማ ኬሮና ቊጥዐ እንተጋጠሞ መንገዲ ኣየር ስካንዲናቭያ ናብታ ከተማ ዝገብሮ በረራ ምቊራጹ ተገሊጹ። መንገዲ...
ካብዝን ካብትን
ኣማኑኤል ሳህለ ንምዃኑ ወድሰብ፡ መሰል ዚብሃል ኣምር ካበይ ዘምጽኦ እዩ? ኣለዎ ድዩኸ? መን ዝሃቦ?ወድ ሰብ ብጥንቲ ኣብ...
ኣብ ሉንድ ዩኒቨርሲቲ ዚርከቡ ሰብ ምርምር፡ ነቲ ምዝርጋሕ ለበዳ ኮሮና ዚከታተልን ኣቐዲሙ ዘጠንቅቕን መሳርሒ ኪፈጥሩ ከም ዚኽእሉ...
ቁጽሪ ኣባላት ኣሃዱ ጥዕናን ኣባላት እንዳ መናበይ ዓበይቲን ንምውሳኽ ንነዊሕ ዝዓለመ ወፍሪ ክካየድ ከምዘለዎን ኣብዚ ሕጂ እዋን...
ኣርባዕተ ተመራመርቲ ሽወደን ኣብ ክንዲ እቲ ዝጸንሐ ኣካይዳ” ማርቴሎን ትልሂትን” ዝበልዎ ኣገባብ ብምጥቃም ዝበዝሐ ህይወት ምድሓን ከም...
ዝርገሐ ለበዳ ኮሮና ምስተን ካልኦት ምምሕዳራት ብምንጽጻር ኣብ ምምሕዳርና ብቐስታ ይቕጽል ምህላዉ ዝሓሸ ኩነታት ኣለና ክብል ኣቦ...
እቲ ለበዳ ኪዝርጋሕ ምስ ጀመረ፡ ፊንላንድ ካብ ሽወደን ንላዕሊ ቅየዳታት ኣተኣታቲ እያ። ሚካ ሳልሚነን፡ ሓላፊ ክንክን ጥዕና፡...
ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ፍጥረት፡ ኩሉ ነገራት እተተሓሓዘ፡ እተኣሳሰረ ወይ እተዛመደ እዩ። ንበይኑ ጠልጠል ኢሉ ዚነብር የሎን። ከምዚ...
ሳምሶን ኣረፈ በዓልቲ ቤቱ ኤልሳ እምባየ ኣብ ቃልኪዳና እምንቲ ኣይኮነትን፥ ቆልዑና ኸኣ ካብይ ዝወለደቶም ኣይኮኑን ዝብል ሓሳባት...
ኮሚተ ከባቢ ኣብ ከባቢ ማልም ዝርከባ ሸውዓተ ባራትን ኣብያተ ሻሂን ሰባት ብዝሕ ኢሎም ይዘናግዑለን ኣለዉ ክብል ኣጠንቂቑ።...