ኣብ ወርሓ ሰነ ናይ ውሽጥን ኣህጒራዊን በረራታቱ ብፍላይ ድማ ናብ ኣውሮጳውያን ከተማታት ማእከላይ ባሕሪ ከም ዝጅምር መንገዲ...
ካብዝን ካብትን
ንመሰል ቆልዑን ሕጻናትን ዝጣበቕ ትካል ሕጻናት ኣድሕን ማለት Rädda Barnen ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ መባእታዊ ደረጃታት ሽወደን ዘሎ...
ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ እንስሳታት ሃብታምን ድኻን የሎን ኪብሃል ይከኣል። ኩላቶም ሃዲኖም ይኹን ማእሪሮም ነተን ዝረኸቡወን በሊዖም እዮም...
ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ኣብ ሽወደን ብኮቪድ 19 ዝረእይ ዘሎ ናህሪ ቁጽሪ ተለከፍቲ ዘታሓሳስብ...
ናይ ክልተ ሰዓት ደረት እኳ እንተተነብረሉ ምንቅስቓስ ሽወደናውያን ክውስኽ ከም እተራእየ ሓበሬታ Telia ኣመልኪቱ። ሓደጋ ለበዳ ኮሮና...
ብኣሽሓት ዝቚጸሩ ሽወደናውያን ዓሌትነት ዝዂንን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኣደባባይ ስርየል የካይዱ ኣለዉ። ብሓደ ብምዃን ድማ “ውድቀት ንዓሌትነት”...
ድሕሪ እቲ ኣብ ኣሜሪካ ብዘይተደለየ ጎነጽ ኣኽበርቲ ጸጥታ ሂወቱ ዝሰኣነ ጸሊም ኣሜሪካዊ ዜጋ ጸረ ኣድልዎን ዘይተደለየ ኣጠቓቕማ...
ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ብኽሲ ግብረ ሽበራ ተፈሪዱ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኣሜሪካ ዝነበረ ሽወደናዊ...