ናብ ሽወደን ዝኣተዉ ሓደስቲ ስደተኛታት፡ ንመትከል እግሪ (försörjningsstöd) ተባሂሉ ብመንግስቲ ዝዋሃብ ሓገዝ ንኽረኽቡ፡ ቋንቋ ሽወደን ምምሃር ከም...
ካብዝን ካብትን
ቤት ፍርዲ ፌደራላዊ ምምሕዳር ከተማ ላይፕዚግ፡ ብሰሉስ ኣብ ዝሃቦ ቃል፡ ንጀርመን ምስ ዴንማርክ ዘራኽብ ናይ ትሕቲ ባሕሪ...
ማሕበር ፈደረሽናት ምምሕዳር ከተማ (Kommunal) ምስ ማሕበር ኣስራሕቲ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበትን ሰኑይን ድሕሪ ዘካየዶ ጽዑቕ ዘተ፡...
ንጉዳይ ደሞዝ ናይቶም ኣብ ምምሕዳራት ከተማ ዝሰርሑ ኣባላት ብዝምልከት፡ ኣብ መንጎ ማሕበር ኣካዳሚያውያን (SSR) ናይ ምምሕዳራት ማሕበር...
ትሕቲ 15 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት ዝነብርሉ ኣባይቲ፡ ብፖሊስ፡ ንኽፍተሽን ኣብኡ ዝተረኽቡ ንብረት ንኽውረሱ ዘኽእል እማመ ብመንግስታዊ መርማሪት፡...
መሸጣ ናይ ኤለትሪክን ድቃልን (ብኤሌክትሪክን ብነዳድን ዝሰርሓ) ተሽከርከርቲ፡ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ፡ ክብረ ወሰን ምሓዙ ቢል ሽወደን ዘዳለዎ...
ፖሊስ ሽወደን፡ ብሓሙስ መዓልቲ፡ ኣብ ከተማ ኒስ ድሕሪ ዝተፈጸመ ግብረ ሽበራዊ መጥቃዕቲ፡ ኣብ ከባቢ ኤምባሲ ፈረንሳ ዝገብርዎ...
ኣብ ዓመተ 2012፡ ኣብ ሃገረ ሆላንድ፡ ብኩባንያ Pal-V ዝተማህዘት ክትበርር እትኽእል ብሊበርቲ (Liberty) እትፍለጥ ነፋሪት መኪና፡ ኣብ...