ሓድሽ ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ነቲ ብ ኣህጒራዊ ጒጅለታት ረድኤት ናብ ስርሓት ምንጻል ጥንሲ ዘሳልጣ ትካላት ጥዕና...
ካብዝን ካብትን
ወኪል ስለያ ደቡብ ኣፍሪቃ ፕረሲደንት እታ ሃገር ነበር ጃኮብ ዙማ ካብ መርመራ ብልሽውና ንምክልኻል ኣብ ዝግበሩ ዝነበሩ...
መንኰርኰር ጠፈር ኣመሪካ ዝኾነይ ፐርሰቨራንስ ሮቨር ካብታ ቀያሕ ፕላኔት እናተባህለት እትጽዋዕ ማርስ ንምብጻሕ 4.5 ሚልዮን ኪሎሜትር ርሕቀት...
ኣብ ኢንሾፒን (Enköping) ዝርከብ ፔፓሮትስቦደት (Pepparrotsbadet) ዝተባህለ መሐንበሲ ቦታ፡ ኣብ ውሽጢ’ቲ ህንጻ፡ ክሎሪን ዝተባህለ ጋዝ ብምልሓኹ፡ ብምልኦም...
ሎሚ ዓርቢ ሰዓት 3 ወጋሕታ፡ ሓደ መንነቱ ዘይተፈልጠ ሰብ፡ ኣብ ኣፍደገ ዓቢ መስጊድ ስቶክሆሎም፡ ጽሑፍ ዝሓዘ ዘይተፈልጠ...
ኣባላት ኩባንያ SJ፡ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኩምላ (Kumla)፡ ኦሬብሮ፡ ብቐጺሊ ተጻብኦታት ስለዘጋጠሞም፡ ባቡር ናይቲ ኩባንያ፡ ኣብቲ ምምሕዳር...
ምምሕዳር ከተማ ኡምዮ ናይ ሃገረ ሽወደን፡ ብደራስን ጋዜጠኛን ጸጋብርሃን ጎይትኦም ዝተደርሳ ኣርባዕተ ናይ ትግርኛ መጽሓፍቲ ብምሕታም ኣብዚ...
ሎሚ ሰዓት 14:09 ኣብ ከባቢ Stora Wäsby ኣብ መስመር E4 ኣብ መንጎ 20 መካይን ሓደጋ ትራፊክ ከም...