ብርክት ዝበሉ ጋዜጠኛታት ኡጋንዳ፡ ብፖሊስ’ታ ሃገር ጉድኣት ከም ዝወረዶም ብምግላጽ፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ነቲ ዝወርድ ዘሎ ግፍዒ...
ካብዝን ካብትን
ፖሊስ ማላዊ ኣብ መዓልቲ ፍቚራት ዕታር ዕንባባታት ብገንዘብ ንዝጠቕለሉ ዜጋታታ ኣሲራ። ስእሊ ናይቶም ብ 2000 ክዋቻ (ባጤራ...
ትማሊ ረቡዕ፡ መንግስቲ ሱዳን፡ ኣምባሳደራ ካብ ኢትዮጵያ ምስሓባ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብ መንጐ ክልቲኣተን...
ሓላፊ ፈደሬሽን ኲዕሶ እግሪ ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃ ነበር፡ ፓትሪስ -ኤድዋርድ ንጋይሶና፡ ነቲ ኣብ ኣህጉራዊ መጋባእያ ገበነኛታት ዝቐረበሉ...
ሎሚ ረቡዕ፡ ከባቢ ሰዓት 4:30 ናይ ምሸት፡ ኣብ ኔካርሱልም (Neckarsulm)፡ ጀርመን፡ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ኩባንያ ሊድል፡ ብፖስጣ...
መንግስቲ ህንዲ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ኢኹም ብምባል ንሮሂንጊያ ይገፎም ምህላዉ ድምጺ ኣመሪካ ሓቢራ። ኣብ ዝሓለፋ ኣዋርሕ ሓይልታት ጸጥታ...
ኣብ ዞባ ኒጀር (ናይጀርያ) ዛጊት ቊጽሮም ዘይተፈልጠ ተመሃሮ ወጋሕታ ብ “ዕጡቓት ሸፋቱ” ከም እተወስዱ ተገሊጹ። እዞም ሸፋቱ...
ሕቡራት መንግስታት ን ምሕያር ልእልቲ ለጢፋ ዱባይ ኣመልኪቱ ምስ ሰብመዚ ኢማራት ክዝቲ እዩ ተባሂሉ። ብመሰረት ልእልቲ ለጢፋ...
ወኪል ጠፈር ቻይና መንኰርኰሩ ናብ ዘንጊ እታ “ቀያሕ ፕላኔት” እናተባህለት እትጽዋዕ ማርስ ድሕሪ ምጽጋዑ ስእሊታ እታ ፕላኔት...