ሰራዊት ሩስያ ናብ ዶብ ዩክሬይን ብምጽግዑ ኣህጒራዊ ወጥሪ ተኸሲትሉ ኣብ ዘለወሉ እዋን ሚኒስተር ኣህጒራዊ ልምዓትን ምትሕብባርን ሽወደን...
ካብዝን ካብትን
ብዛዕባ እቲ ኣብ ቨስተሮስ እተገብረ ዘረፋ ቤት ትምህርቲ ዝተጀመረ መርመራ ይቕጽል ኣብ ዘሎወሉ እዋን፣ ፖሊስ ዝያዳ መሰኻኽር...
ኮሮናቫይረስ ዋህዮታት ኣካላትና ንኮሮናቫይስ ብምምሕያሽን ጕድኣት ከም ዘይህልዎ ብምግባርን ክቃለሱ ይኽእሉ ኢዮም ክብል፣ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጎተንበርግ እተገብረ...
ኣብያተ መግብንመስተን ቐይድታት ብምልዓሉ ዓቢ ዜና እንተኾነ፣ እቲ ምልዓል እገዳ ንበይኑ ናይ ባዕሉ ጸገም ሕጽረት ጽቡቕ ክእለትን...
መንግስቲ ሽወደን ብብሕቲ ንዝንቀሳቐሳ ኣብያተ ትምህርቲ ዝገብሮ ምወላ ከጒድሎ ድሌት ከም ዘለዎ ተገሊጹ። እዚ ምጒዳል ጨሪሱ ናብ...
ሃገረ ታይላን ነቲ ብማሪዋናን ካናቢስን ዝፈለጡ መደንዘዚ ዕጸፋርስ ሕጋዊ ዝርግሐ ንኽህልዎ ዝድንግግ ሕጊ ወግዓዊ ንምግባሩ ብዙሕ ስድጉምቲ...
ሓደ ኬንያዊ ተመሃራይ ኣብ ክንዲ እታ እተወሰነትሉ ሓንቲ መቑነን ቻፓቲ ሓሙሽተ ብሓንሳብ ብምብልዑ ብዝወረዶ መግረፍቲ ኣብ ገምገም...
ኣብ ሞዛምቢክ ሓደ ጀላቢ ዓሳ ኣብ ቀላይ ዝኣተወ መርበቡ እናውጽእ ምስ ሓርገጽ ምግጣሙን ብህይወቱ ምውጽኡን መዘራረቢ ኣርእስቲ...
ኣብ ብራዚላዊት ከተማ ሪዮ ዲ ጀነሮ፡ ብስደት ዝቕመጥ ሓደ ወዲ ኮንጎ ዝቐተሉ፡ ሰለስተ ሰባት፡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ...
ህብብቲ ጸላም ተዋሳኢት ሆሊውድ፡ ዉፒ ጎልድበርግ፡ ኣብ ሓደ ናይ ተሌቪዥን መደብ፡ ቀሪባ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፡ እቲ Holocaust...