ኣብ ጥቓ ምምሕዳር ከተማ ካሊክስ (kalix) እተርከብ ሓውሲ ከተማ ሙርየርቭ (Morjärv)፡ ኣብ ሓደ ጋራጅ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ፡...
ካብዝን ካብትን
ፕረዚደንት ናይጀርያ፡ መሓመድ ቡሃሪ፡ ሎሚ ሰሉስ፡ ኩነታት ልሙድ ጥዕናዊ መርመራኡ ንምፍጻም ናብ ለንደን ከም ዘምርሐ፡ ቤት ጽሕፈቱ...
መራሒ ዕጡቕ ተቓዋሚ ጉጅለ ዲ/ሪ/ኮንጎ ነበር፡ ቦስኮ ንታጋንዳ፡ ብገበን ኲናት ተፈሪዱ ድሕሪ ዘቕረቦ ናይ ይግባይ ጥርዓን፡ ሎሚ...
ውሩይ ኣመሪካዊ ጸሓፊ ፊልምን ደራሲ ዓበይቲ ልበወለዳትን፡ ላሪ ማክሙርትሪ፡ ኣብ መበል 86 ዓመቱ ትማሊ ቀዳም ዓሪፉ። ላሪ፡...
ሳራ ኦባማ፡ እነሓጎኡ ንፕረዚደንት ኣሜሪካ ነበር፡ ባራክ ኦባማ፡ ኣብ ሆስፒታል ክእለያ ድሕሪ ምጽናሕ ከም ዝዓረፋ ዜናታት ውሽጢ...
መንግስቲ ሱዳንን ብዓብዱልዓዚዝ ኣልሒሉ ዝምራሕ ዕጡቕ ተቓዋሚ ጒጅለ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ሱዳን–ሰሜንን ሓደ ካብተን ምስቲ ኣብ 2019...
ሎሚ ሰኑይ፡ ናይ ንግሆ፡ ኣብ ፋሽታ፡ ስቶክሆሎም፡ ዝርከቡ 3000 ዝኾኑ ህንጻታት፡ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ከም ዘቋረጸን ናይዚ ምቁራጽ...
እዚ ብኣባላት ጸጥታ ኩርዲ፡ ዝተጀመረ ስርሒት፡ ነቲ ኣብ መዕቆብ ስደተኛታት፡ ኣልሆል፡ ህይወት ዓሰርተታት ሰባት ዝቐዘፈ መጥቃዕቲ ድሕሪ...
ኣብ ሓደ ኣብ ማእከል ስቶክሆሎም ዝርከብ ናይ ንብረት ትካል፡ ነትጒ ብምግጣሙ፡ ፖሊስ ኣብ ከባቢ ሰዓት 8:20 ቅ.ቐ....