ኣመሪካ ብግዜያውነት ኤምባሲኣ ካብ ኪዬቭ ናብ ልቪቭ ክዛወር ከም ዝገበረት ገሊጻ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ሰራዊት ሩስያ ኣብ...
ካብዝን ካብትን
ቊጽሪ ናይቶም ኣብ ማእከላይ ደረጃ ዝርከቡ ተመሃሮ ኣብ ቋንቋታት ወጻኢ ሃገራት ብፍላይ ጀርመንኛ፥ ስጳኛ ከምኡውን ፍውረንሳይኛ ዝህልዎም...
ሓምላይ ሰልፊ፥ ማሕበርነታዊ ጸጋማይ ሰልፊ ከምኡውን ሊበራዊ ሰልፊ ምስ እማመ ባይቶ ሰልፊ ከም ዝሰማምዑ ብምግላጽ ኣብ ልዕሊ...
መንግስቲ ምስቲ ኣብ ሪክስዳግ ዘለዉ ሰልፍታትን ምስ ሃገራዊ ማሕበር ሓረስቶትን ብተደጋጋሚ ክሕተት ዝጸንሐ ህጹጽ ሓገዝ ከምኡ እዉን...
ሓሙሽተ ሰበ – ስልጣን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ደቡባዊ የመን ተጨውዮም፣ ክብል ግልጋሎት ዜና ፈረንሳ ኣፍሊጡ። ብመሰረት...
ሩስያ ን መጠንቀቕታታት ዕሽሽ ኢላ ን ዩክሬይን እንድሕሪ ወሪራ ኣብ ልዕሌኣ ህጹጽ እገዳታት ክወርድ ከም ዝኽእል ኣጠንቂቑ።...
ድሕሪ እቲ ብሰንኪ ለበዳ ተነቢሩ ዝነበረ ኩሉ ቀይድታት ምልዓሉ እቲ ህይወት ኣብያተ ጽሕፈት፣ ከምቲ ቕድሚ እቲ ለብዒ...
ኣብ ዶባ ተኸሲቱ ዘሎ ጸጥታዊ ቅልውላው ኣመልኪታ ምስ ሩስያን ካልኦት ወሰንቲ ኣባላት ጒጅለ ጸጥታ ኣውሮጳን ርክባት ክግበር...
ኣብ ቡስከሩድ፥ ኦስሎ፥ ኣኸርሹስ፥ ኦፕላንድ፥ ሄድማርክ ከምኡውን ገለ ክፋላት ተለማርክ ክሳብ 25 ሰንቲሜትር ዝኸውን ርጒዲ ዘለዎ ውርጪ...
መንገዲ ኣየር KLM ናብ ሃገረ ዩክሬይን ዝገብሮ በረራታት ደው ከም ዘበለ ን መርበብ ሓበሬታ እቲ ትካል ብምጥቃስ...