ካብዝን ካብትን
ቻይና፡ ኣብ ዘቤታዊ ጒዳያታ፡ ጨቋኒት፡ ኣብ ወጻኢ ጉዳያታ ኸኣ፡ ጎነጻዊት፡ እናኮነት ትመጽእ ኣላ ክብል ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ...
ሓይልታት ፖሊስ ናይጀርያ፡ ኣብ ርእሰ ከተማ እታ ሃገር፡ ኣቡጃ፡ ናይ ፈረስን ሞቶርሳይክልን ቃፍላይ ብምውፋር ነቲ ጂሃዳውያን ኣብታ...
ኢራን፡ ንናዛኒን ራትክሊፍ እትገብረላ ዘላ ኣተሓሕዛ፡ ካብ ምስቓይ ኣይፍለን እዩ ክብል ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ ብሪጣንያ፡ ዶሚኒክ ራብ፡...
ኣብ ፈስቲቫል ኣይሁድ፡ ብዘጋጠመ ጽቕጥቅጥ፡ ንዝሞቱ 45 ሰብኡት፡ ቆልዑን ህጻናትን ንምክዛር፡ ኣብ እስራኤል መዓልቲ ሓዘን ከም እተኣወጀ...
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ብዝሒ ናይቶም ካብ ስራሕ ንኽፋነዉ መጠንቀቕታ ዝተዋህቦም ሰራሕተኛታት፡ ክብ ከምዝበለን መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ግን...
ሓደ ብሰብ ተኣላይ ዝኾነ ሕሙም፡ ፈውሲ ዓይኒ ንኽገብር፡ ንኣላይኡ ምስ ሓተተ፡ እቲ ኣላይ፡ ካብቲ ተመዛዚ ብጌጋ መጣበቒ...
ኣዘራራቢ ኮይና ዝጸንሐት ኮሚተ ምርቋሕ ሽልማት ግራሚ ተሰጒ ኣወሃሃድቲ ሽልማት ግራሚ: ነቲ ብ ዓሎቕ፥ መድልዎን ዓሌትነትን ክኸስዋ...
ኣብ ልዕሊ ፈለግ ዮታ (Göta River) ተዘርጊሑ ዝርከብ ሓድሽ ድልድል ዮቶቦሪ፡ ከቢድ ናይ ንድፊ ጉድለት ስለ ዝተረኽቦ፡...