ቤተ ክርስትያን ሽወደን፡ ንህዝቢ ሳሚ፡ ብሰንኪ ዝወረዶም ታሪኻዊ ግህሰት፡ ወግዓዊ ይቕሬታ ክሓትት ከም ዝኾነ ኣፍሊጡ ክብል ማዕከን...
ካብዝን ካብትን
ብመንገዲ ኦንላይን ኣቢሎም ዘይሕጋውያን መድሃኒታት ዝሽምቱ ልዕሊ ዕድመ ዝኾኑ ሽወደናውያን፡ ቁጽሮም እናዛየደ ይመጽእ ምህላዉ ተፈሊጡ። እዚ ዝተረኽበ...
ኣብቲ ብእንግሊዝኛ ዝዛረብ፡ ምዕራባዊ ክፋል ሃገረ ካሜሩን፡ ዝርከቡ ውሑዳት ውልቀ ሰባት፡ ኣብ ጎነጽ ተዋፊሮም ብዝብል ክሲ፡ ኣመሪካ፡...
ኣብ ሳይበርያ (ምብራቕ ሩስያ)፡ ብዙሓት ዋህዮታት ዘለዉዎ ኣዝዩ ደቂቕ (ማይክሮስኮፓዊ) ፍጥረት፡ ን 24 ሽሕ ዓመታት በሪዱ ድሕሪ...
ኣብ ልዕሊ መሓዙትን ጎረባብትን ዝኾና ሃገራት፡ ምጽንጻን ክፍጸም ኣይግባእን። ቀዳመይቲ ሚኒስተር ሃገረ ዴኒማርክ፡ መተ ፍሬድሪክሰን፡ ነቲ መንግስቲ...
ሃገረ ናይጀርያ፡ ካብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ጀሚራ፡ ንትዊተር ኣደስኪላ ድሕሪ ምጽናሕ ሕጂ ናብ ልዝብ ከም ዝኣተወት ተገሊጹ።...
ንፈለማ ግዜ፡ ኣብ ውሽጢ 30 ዓመታት፡ ትካል ናሳ፡ ናብታ ናብ ዓለምና ዝቐረበት ተባሂላ እትፍለጥ፡ ፕላኔት ቬኑስ፡ ኣብ...
መራሒ ግብረሽበራዊ ሓይሊ ቦኮ ሓራም፡ ኣቡበከር ሼካው ከም ዝሞተ፡ ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ዝንቀሳቐስ ጒጅለ ዳዕሽ፡ ኣብ ዝዘርግሖ...
ሓደ ካብቶም ኣዝዮም ጸለውቲ ኣፍሪቃያን ሰበኽቲ ዝኾነ ናይጀርያዊ ቲቢ ጆሹዋ፡ ኣብ መበል 57 ዕድሜኡ፡ ብቐዳም ከም ዝሞተ...
ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ቡርኪና ፋሶ: ዕጡቓት ብዝገበርዎ መጥቃዕቲ: ብውሕዱ 160 ሰባት ምሟቶም: ሰብ መዚ መንግስቲ ገሊጾም ኣለዉ።...