ካብዝን ካብትን
ኣብ ማያት የመን ጃልባ ብምግምጣላ ብዓሰርተታት ዝቚጸሩ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ከም ዝሞቱ ተገሊጹ። ጀለብቲ ዓሳ ኣውራጃ ላሃጅ ጥቓ...
ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል፡ ናፍታሊ በነት፡ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመታት፡ ኣርባዕተ ግዜ ምርጫ ብምግባር ኣብ ፖለቲካዊ ደውታ...
ኢንዱስትሪ ፊልም ህንዲ (ቦሊዉድ) ኣብ ዝሓለፋ ዓመታት ክሳብ ክንደይ ባህላዊ ገስጋስ ኣርእዩ? ዝብል ወሳኒ ሕቶ ንምምላስ ዘንቀደ...
ጆርጅ ፍሎይድ: ብበዓልመዚ ፖሊስ እናተቐትለ ብኣካል ኣብኡ ኔራ ብቪድዮ ዝቕረጸት መንእሰይ ፍሉይ ሽልማት ጋዜጠኝነት ፑሊትዘር ተሸሊማ። 18...
ተመራመርቲ ኣብ ሩባታት፥ ውቅያኖሳት ገማግምን ምድርቤት ባሕሪታትን ዝተጓሕፉ 12 ሚልዮን ቊርጽራጽ ጓሓፍ ድሕሪ ምምርማር 80 ሚእታዊት ማያዊ...
ኣብ ኣመሪካ፡ ዝዓበየ ምዃኑ ዝንገረሉ ዲጋ ሁቨር፡ ትሕዝቶ ማዩ ኣብ ዝተሓተ ደረጃኡ ከም ዝርከብ ሰብመዚ’ታ ሃገር ገሊጾም...
“እስከ ኣብርህለይ፡ እተን ሰለስተ መንገድታት ዝበልክየን፧” ንዕላላ ኮሊፈ ተወከስክዋ። “ብእግሪ ዝበልኩኻ፡ ካብ ግሪኽ ተበጊስካ ብተርታ ወይ...