ኣብ ዓለምና ከሰል ብብዝሒ ካብ ዝጥቀማ ሃገራት ዝኾና ፖላንድ፥ ቬትናምን ቺለን ሓዊስካ 190 ሃገራትን ውድባትን ነዚ ኣገባብ...
ኩነታት ኣየር
ህንዲ ኣብ ዓመተ 2070፡ መጠን እትፍንዎ መጠን ካርቦን ናብ ዜሮ ንምውራድ ትሰርሕ ምህላዋ ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ፡ ናሬንድራ...
ኣብ ጒባኤ COP 26፡ ልዕሊ 100 መራሕቲ ዓለም ኣብ ዓመተ 2030፡ ምብራስ ኣግራብ ደው ምባልን ዳግመ ምግራብ...
ኣብ ዓለምና ጽንኲር ኲነታት ኣየር ብቐጻሊ ክኽሰት ይኽእል እዩ ተባሂሉ። ኣብ ዓለምና ክቱር ሃሩርን ምዕልቕላቕን ሓዊስካ ጽንኩራት...
ሽወደናዊት ኣክቲቪስት ክሊማዊ ብከላ፡ ግሬታ ቱንባሪ፡ እትርከበሉ ኣኼባ ሚኒስተራት ኣብ ከተማ ሚላኖ ይካየድ ኣሎ። እዚ ኣኼባ ቅድሚ...
ካብ ዝቕጽል ሰሙን ጀሚሩ፤ ወቕቲ ቀውዒ ቅድሚ እዋኑ ከምዝኣተወ ዝሕብር ኩነታት ኣየር፤ ክህሉ ከምዝኽእል ማእከል ሜትሮሎጂ ሽወደን...
መጠን ሙቐት ንምጒዳል ብተደጋጋሚ ቃል እኳ እንተተኣትወ: እቲ ሓቂ ግና ዓለምና ናብ ኣዝዩ ሓደገኛ መጠን ሙቐት ትኣቱ...
ኣብ ሉዊዝያና (ደቡባዊ ክፋል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ) ብዝተኸስተ ኢዳ ዝተሰምየ ህቦብላ፡ ዓቢ ዕንወት ከም ዝወረደ ተገሊጹ። ዝዓበየ...
ኣብተን ዝሓለፈ ሰሙን ብሓያል ምዕልቕላቕ ዝተሃስያ ከባቢታት የስትሪክላንድን ኡፕላንድን (Gästrikland and Uppland) ሎሚ ለይቲ ረቡዕን ጽባሕ ሓሙስ...
ድሕሪ’ቲ ኣብ ከባቢ ያቭለን ዳላርናን ዝዘነበ ሓያል ዝናብ፡ ብዙሓት ሰባት፡ ብዛዕባ ዘዕለቕለቑ መኻዚኖታት፡ መካይን፡ በርታትን ማይ ዘልሗኸ...