ፖላንድ ብሰንኪ ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ንዝፈናቐሉ ስደተኛታት ንምቕባል ድልውቲ ምህላዋ ቀዳማይ ሚኒስተር ማቲውዝ ሞራዌኪ ብሰንበት...
ኢንፎግራፊክስ
ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ካብ ዝኽሰት ካብ ሓሙስ ንደሓር 64 ሰቪላውያን ዩክሬይን ከም እተቐትሉ ምርግጋጹ UN...
ካብ ምጅማር ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ኣትሒዙ ኣብ ሽወደን ከኒናታት ኣዮዲን ዝወስዱ ዜጋታት ቊጽሮም ብናህሪ ምውሳኹ...
ኣውሮጵዊ ሕብረት ትማል ሰንበት ኣብ ዘሕለፎ ውሳነ ኣብ ልዕሊ ሩስያ ሓደስቲ ተረርቲ ውሳነታት ኣጽኒዑ’ሎ። ሩስያ ኣብ ልዕሊ...
ሽወደን ጸረ-ታንክ ሚሳይል ቊራዕ ርእሲን ድርዒ ሰብነትን ዘጠቓልል ወተሃደራዊ ሓገዝ ናብ ዩሬይን ክትልእኽ ምዃና ቀዳመይቲ ሚኒስተር ማግዳሌና...
ፕረሲደንት ዩክሬይን ቮላድሚር ዘለንስኪ ዓለም ን ዩክክሬይን ንምድሓን ብዘይምንስቓሳ ወቒሱ። “ሎሚ በይንና ሃገርና ንከላኸል ኣሎና፡ ጽባሕ ግና...
ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊኣ ካብ ዝካየድ ኣትሒዙ ዩክሬይን ኣስታት 800 ወተሃደራት ሩስያ ምቕታላ ሚኒስተር ምክልኻል ዩክሬይን ገሊጹ።...
ቀዳመይቲ ሚኒስተር ሽወደን ማግዳሌና ኣንደርሰን ን ፕረሲደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲንን ወራሩን ኣበርቲዓ ከም እትዂንን ገሊጻ። ቭላድሚር ፑቲን...
ኣውሮጳዊ ሕብረት ብሰንኪ ወራር ሩስያ ካብ ዓዶም ንዝፈናቐሉ ስደተኛታት ዩክሬይን ንምቕባል ድሉው ምህላዉ ኮሚሽነር ሽወደን ኣብ ኣውሮጳዊ...
ትማል ሓሙስ መራሕቲ ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ልዕሊ ሩስያን ቤላሩስን ትርር ዝበለ እገዳታት ኣንቢሮም ኣለዉ። ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን...