ዳርጋ ምሉእ ዕድሜኡ ኣብ ስካነ ዝተቐመጠ ወዲ 3 ዓመት ህጻን ንበይኑ ናብ ናይጀርያ ክስጎጒ እዩ ተባሂሉ’ሎ። እዚ...
ኢመግረሽን
ኣመሪካ ካብ ኣውሮጳዊ ሕብረትን ብሪጣንያን ንዝመጹ ገያሾ ብዝምልከት ሕግታት ኢሚግሬሽን ከም ዘፍኰሰት ተገሊጹ። እዞም ገያሾ ክቱባት ክኾኑ...
ኣብ ግሪኽ: ደሴት ሳሞስ: ብሰንኪ ኣብቲ መዓስከር እተኸስተ ባርዕ ኣብኡ ዝቕመጡ ስደተኛታት ክግዕዙ ከም እተገብረ ተገሊጹ። እዚ...
ኣብ ግሪኽ ዝርከብን ቅድሚ ሕጂ፡ ምስ ሓሙሽተ ርእሱ እተዓጽወ መዓስከር ስደተኛታት: ብቐዳም: ዳግማይ ከም እተኸፍተ ተገሊጹ። እዚ...
በዓል መዚ ኢሚግሬሽን ሽወደን፤ ንጉዳይ እቶም ኣብ ሽወደን ዑቕባ ሓቲቶም፤ መንበሪ ፍቓድ ድሕሪ ምሓዞም፤ ናብ ሃገሮም ዝምለሱ...
መንግስቲ ፖላንድ፤ ኣብ ክልተ ምስ ዶብ ቤላሩስ ዘዳውብዋ ከባቢታት፤ ናይ ህጹጽ እዋን ፍቓድ ንኸተኣታቱ ንፕረዚደንት እታ ሃገር...
ንባሕሪ ብዘይበቕዓ ጀላቡ ተጠቂሞም ናብ ደሴታት ካናሪ ክኣትዉ ዝፈተኑ 100 ዝኾኑ ስደተኛታት፡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተዉን፡ ብኣገልግሎት...
ጣሊባን ንመላእ ኣፍጋኒስታን ድሕሪ ምቊጽጻሮም፡ ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ካብ ኣፍጋኒስታን ዋሕዚ ስደተኛታት ከይኽሰት ሻቕላ ከም ዝፈጠረሉን ነዚ ክመጽእ...