ኣብ መንጎ ሰልፊታት ዴሳዊ ዴሞክራሲ ከባብያዊ ማእከላይን ሊበራላዊን ሰልፊ ሓደ ስምምዕ ተበጺሑ ክትብል ሬድዮ ekot ጸብጺባ። እዚ...
ኢመግረሽን
ዴሳዊ ዴሞክራስያዊ ሰልፊ ምስ ለዘብተኛ ክርስትያንን ሊበራላዊን ሰልፊታት ኣብ ዝገበሮ ልዝብ ብዛዕባ ምጥርናፍ ስድራቤት ዝነበሮም መርገጺ ከንሳሕቡ...
ላዕለዋይ ዲፕሎማት ነበር ጃን ኤሊያሰን ዝመጽእ መንግስቲ ሽወደን “ሓላፍነት ዘለዎን ሰብኣዊነት ዝመልኦን ፖሊሲ ስደተኛታት ክኽተል” ድሌት ከም...
ኣቕራቢ መንበሪ ፍቃድ ካርድ ዝኾነ ትካል ቅድሚ ሕጂ ዝነበሮም ተክኒካዊ ጸገም ከም እተቐርፈ ገሊጹ። ዳግማይ ምስራሕ ምሉእ...
ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ እቲ ሓበሬታ ሓቂ ምዃኑ ኣረጋጊጽዎ’ሎ። “ሓደ ኣርብዓ ዓመት ዝዕድሚኡ ሽወደናዊ ኣብ ሃንጋሪ ከም እተቐየደ...
ማልታ 49 ስደተኛታት ዝሓዛ ክልተ መራኽብ ንሰሙናት ዝኣክል ኣብ ባሕራ ከንሳፍፋ ከተፍቅድ ምዃና እዞም ስደተኛታት ከኣ ናብ...
ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት ብሪጣንያ ሳጂድ ዣቬድ ኣብ ቀረባ እዋን ዝሃቦ ርእይቶ ካብ ስደተኛታት ብዙሕ ነቐፌታ ይመጾ ምህላዉ፥...
ምዕራባውያን ሰብ ፓስፖርት (እንተላይ ሽወደን ) ኦንላይን ቪዛ ካብ ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብታ ዝገሹላ መዓልቲ ክሓቱ ይኽእሉ ኔሮም...
ወደባትና ንመራኽብ ስደተኛታት ዕጹዋት ክኾና እየን ክብል ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት ኢጣልያ ማትዮ ሳልቬኒ ገሊጹ። ከንቲባ ኔፕልስ ሲዋች...