ሓሙሽተ ዝርእሱ ሰራሕተኛ ብሰሪ ዝሰርሖ ንእሽቶ ጌጋ ካብ ሽወደን ክባረር ከም እተኣዘዘ ተፈሊጡ። እዚ Gentian Hoksa ዝስሙ...
ኢመግረሽን
ኤምባሲ ፈረንሳይ ኣብ ስቶክሆልም ነቶም ልዕሊ 6 ሽሕ ዝኾኑ ዜጋታቱ ኣብቲ ኣብ ግንቦት 26 ኣብ ሽወደን ዝካየድ...
ቤት ጽሕፈት ዕዮ arbetsförmedlingen ከም ባዓል መዚ መንግስቲ መጻኢ መደብ ስርሑ ንዕማማቱን ከመይ ክመስል ከምዘሎዎ፣ ዝዉስን መጽናዕታዊ...
እቶም ምስ ሽወደን ምትእስሳር ካብዘሎዎም ወለዲ ዝተወልዱን ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ራዕዲ ጉጅለ ዳዕሽ ካብ ዝጸንሑን፣ ቆልዑ ናብ...
ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ስቶክሆልም ከባቢ Rinkeby ተሳትፎ ምርጫ ኣውሮጳዊ ሕብረት ክዛይድ ብውድባት ሲቪካዊ ማሕበራት ጻዕሪ ይካየድ ምህላዉ...
እዞም ናህሪ ዋጋ ነዳዲ ንምዕጋት ኣብ ከተማታት ሽወደን ሰልፊ ክገብሩ ፍቓድ ንዝሓተቱ ጒጅለ ዓርቢ ከካይዶ መዲብዎ ዝነበረ...
ፖሊስ ሽወደን ትማል ምሸት ነዚ ቅትለት ንምፍጻም ወጢንካ ተባሂሉ እተጠርጠረ ሰብ ብናጻ ለቒቑ’ሎ። እቲ ጥርጡር ነበር ገዝኡ...
ከምዝፍለጥ ኣብ ሃገረ ሽወደን ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝተኻየዱ ምቅይያር ሕግታት ብዙሓት ስድራቤታት ንኽበታተኑ ጠንቂ ከምዝኾነ ዝፍለጥ እዩ።...
ሰንበት 5 ግንቦት 2019 መራሕቲ ባይቶኣዊ ሰልፊታት ሽወደን ኣብ ጒዳይ ኢሚግሬሽን ክሊማ ሕጊን ገበንን ዝመሰሉ ጒዳያት ዝገብርዎ...
ዜጋታት ኤርትራ ብዘይ ፓስፖርት ብቐጥታ ምጥርናፍ ስድራቤት ሕቶኦም ከቕርቡ ይኽእሉ እዮም ተባሂሉ:: ብብዙሕ ምኽንያታት ኤርትራውያን ፓስፖርት ዓዶም...