ኤጀንሲ ማይግሬሽን ሽወደን ንመልመልቲ ዜጋታት ሽወደን ንዘይኮኑ ሰባት “ፍቓድ ስራሕ ትሸጡ ኣለኹም” ብዝብል ይኸሶም። ኤጀንሲ ማይግሬሽን ሽወደን...
ኢመግረሽን
ኤጀንሲ ማይግሬሽን ሽወደን ብሓሙስ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ነቲ ዝጸንሖ መርገጺ ብምቕያር ኣብ መብዛሕትኡ ቦታታት ሶርያ ግርጭት የብሉን...
ሰልፊታት ባይቶ ሽወደን ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ቀዋሚ ፖሊሲ ኢሚግሬሽን ኣመልኪተን ክዛተያ እየን ተባሂሉ’ሎ። እዚ ዘተ ነቲ ከገልግለ...
በዓል መዚ ማይግሬሽን ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ንፍቓድ ስራሕ ዘመልክቱ ሓድሽ መመልከቲ ፎርም ከምዘዳለወ። እዚ ኣብ ነሓሰ 15...
“ዝኾነ ናብ ሃገሩ እተመልሰ ሓታቲ ዕቚባ ኣብ ሃገሩ መኣጐጒቲ ኣጋጢምዎ ናይ ዕቚባ መሰል ሓቲቱ ክበሃል ኣይኽእልን እዩ”...
ናብ ሽወደን ዝግበር ስደት ምንቊልቋሉ ቤት ጽሕፈት ኢመግረሽን ሽወደን ገሊጹ። ኣብ መፋርቕ እዚ ዓመት ምስ ዓመተ 2018...
ኣብዛ ዝሓለፈት ወርሒ ሓምለ 2019 ብመንገዲ ምጥራናፍ ስድራቤት 1500 ሰባት መንበሪ ፍቓድ ከምዝሃበ በዓል መዚ ኢመግረሽን ሽወደን...
ክሳብ 2020 መጠን ኣሃዝ ሓተትቲ ዕቚባ ብዘለዎ ክቕጽል እዩ ክብል ሃገራዊ ቦርድ ማይግሬሽን ሓቢሩ’ሎ። ዳይረክተር ሃገራዊ ቦርድ...
ሰብመዚ ኢሚግሬሽን ስዊትዘርላንድ መንነት ሓተትቲ ዕቚባ ንምፍላጥ ሞባይል እዞም ስደተኛታት ዝምርምር ፈላሚ ፕሮጀክት ምጅማሮም ሚድያ ስዊዝ ሓቢሩ።...
ዳይረክተር ስርሒታት ኤጀንሲ ኢሚግሬሽን ቲየሪ ቶርቪክ ምስጓጒ ከምዚኦም ዝበሉ ጒዳያት ኣዝዩ ዝወሓደ ምንባሩ ጠቒሱሎ። ብመሰረት ንሱ ዝሃቦ...