ቁጽሪ ዜግነት ሽወደን ዝረኸቡ ዜጋታት ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ዓመተ 2019 ናብ ሓድሽ ብራኸ በጺሑ። ካብ መጀመርያ ናይዚ...
ኢመግረሽን
ቤት ጽሕፈት ኢሚግሬሽን ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ብዛዕባ፡ 4834 ናይ ስራሕ መንበሪ ፍቓድ፡ ዝምልከት ውሳነታት ከምዘመሓላለፈ ሓቢሩ። እቲ...
ቀዋሚ ናይ ፍልሰት ፖሊሲ ንምሕንጻጽ ተባሂሉ ብመንግስቲ ደረጃ ዝቖመ ኮሚቴ “ መጻኢ ግዜ ፍልሰት “ ቲማሊ ሰሉስ...
ኩነታት ሽወደን ብፍላይ ኣብ ሰሜን ሽወደን (ኖርቦተን) እቲ ብብርቱዕ ዛሕሊ ክጥቃዕ ዝግምገም ዘሎ ኣከባቢ ክኸውን ከም ዝኽእል...
ካብ 166 ምምሕዳራት ሽወደን እተን 28 ምምሕዳራት ልዕሊ እቲ ብቤት ጽሕፈት ኢሚግሬሽን ዝምደበለን ብዝሒ ሓደስቲ መጻእቲ ክቕበላ...
ብሰንኪ ኣብ ቤት ፍርዲ ሚግሬሽን ዘጋጥሙ ዘሎ ሕጽረት ብዝሒ ሰራሕተኛታት ብዓቢ ቁጽሪ ክጎድል ምዃኑ ኣገልግሎት ኢመግሬሽን ሽወደን...
ኣብ መንጎ ቱንኪን ሶርያን ተኸሲቱ ዘሎ ምዕባለታት ብኣትክቶ ይከታተሎ ከምዘሎ ኣገልግሎት ሚግሬሽን ሽወደን ኣቃሊሑ። ንተኽእሎታት ፍልሰት ስደተኛታት...
ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ነሓሰ በዓልመዚ ድጋፍ ሕቶ ዕቚባ ኣውሮጳዊ ሕብረት ገለ 471 ሽሕን 2 ሚእቲን ዝዀኑ ሓተትቲ...
ኣብ ቀረባ ኣዋርሕ ኣብ ሽወደን ፍቃድ መንበሪ ደረጃ ምድላይ ተለዋጢ ሓለዋ ( status som alternativt skyddsbehövande) ዘለዉ...
ብመሰረት ኣብ ቀረብ እዋን ዝወጸ ወግዓዊ ስታቲስቲክስ ሃገራዊ ማእከል ቊጽሪ ናይቶም ኣብ ሽወደን ዝቕመጡ ስደተኛታት 2 ሚልዮን...