ሚኒስተር ፋይናንስ ሽወደን ማግዳሊና ኣንደርሰን ስደተኛታት ደቀንስትዮ ናብ ዕዳጋ ሽቕለት ምእታወን ንህንጸት ሽወደን ኣደንፊዕዎ እዩ ክትብል ገሊጻ።...
ኢመግረሽን
ሚኒስተር ኢሚግሬሽን ካናዳ ማርኮ መንደሲኖ እዩ ነዚ ውጥን ካናዳ ዕላዊ ጌሩ ዘሎ። ንሱ ብሰንኪ ምእራግ ወለዶን ትሑት...
ኢንዱስትራዊት ምምሕዳር ሂልተ ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ሽወደን ትርከብ ኮይና እታ ዝበዝሕ ስደተኛታት ዝሰፈሩላ ሙዃና ተሓቢሩ። ህላዌ ብዝሒ...
ሓተትቲ ዕቚባ ኣብ ዝመረጽዎ ቦታ ክቕመጡ ዝኽልክል ሕጊ EBO (ኣድራሻ ሂብካ ምውጻእ ዝምልከት) ካብ ረቡዕ ባሕቲ ጥሪ...
ኣብ 17 ታሕሳስ 2019 ዝወጸ ሓበሬታ። ንዜግነት ኖርዌይ ሕቶ ከተቕርብ መደብ እንተሎካ ክሳብ ለካቲት 3 2020 ዘሎ...
ካብ ባሕቲ ጥሪ ዝመጽእ ዓመት ጀሚሩ ኣብ ሽወደን ዋጋ መንበሪን ፍቓድ ስራሕን ክብ ክብል ኡኡ ተባሂሉ። ኤጀንሲ...
ኣብ ዓመተ 2020 ግሪኽ ካብ ቱርኪ 100 ሽሕ ስደተኛታት ክፈልሱ ክትጽበ እያ ተባሂሉ። ኣብ ዝሓለፈ ሽዱሽተ ኣዋርሕ...
ብመሰረት ሓበሬታ ክፍሊ ኢመግረሽን ሽወደን ቅድሚ ሕጂ ሰባት ዘግነት ንምውሳድ ኣብ ገጻት እዚ ክፍሊ ዝረከብ ፎርም ሓቲሞምን...
ሽወደናዊ ዓለምለኸ ኢንዱስትሪ ኣቕሑ ዕንጸይቲ IKEA ስደተኛታት ንምርዳእ ምስ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ብምትሕብባር ናይ ሓደ ቢልዮን ክሮና...
ብመሰራት ኣብ መራኸቢ ገጻት ክፍሊ ኢመግረሽን ዝተዘርግሔ ሓበሬታ ሰባት ባዕላቶም መንበሪኦም ክቕይሩ ንዝደልዩ ሓተትቲ ዕቚባ ዝምልከት ካብ...