ክፍሊ ኢሚግሬሽን፡ ንጉዳያት ሓተቲ ዑቕባ ዝውክሉ ዘይብቑዓት ሰባት ክኽልክል (ክነጽግ) ዘኽእል ኣገዳሲ መሰል (ውሳኔ/ፍርዲ) ካብ ላዕለዋይ ቤት...
ኢመግረሽን
መንግስቲ ሽወደን፡ ሓቀኛ ዕድመ ናይ ሓተቲ ዑቕባ ንምፍላጥ ዘኽእል ሕክምናዊ ኣገባብ ንምንዳይ ሓደ መርማሪ ከምዝመዘዘ TT ሓቢሩ።...
“ዕቚባኦም ዝተነጽገ ግና ሃገሮም ምቕባል ዝኣበያኦም ሰባት ኣለዉ። ብኸምዚ ክቕጸል ኣይከኣልን እዩ” ክብል ሚኒስተር ፍትሒ ሞርጋን ጆሃንሰን...
እዚ እገዳ ካብ መጋቢት 19 ጀሚሩ ዝጸንዐ ኮይኑ ክሳብ 30 ሰነ ክጸንሕ ተባሂሉ ኣሎ። እንተኾነ ግና እዚ...
ኮሚቴ ኤሚግሬሽን፡ ሽወደን ክትቅበሎም ትኽእል ዝለዓለ ብዝሒ ስደተኛታት ብዝምልከት፡ ኣብ ፓርላም ትዛረበሉ ከምዘላ ተፈሊጡ። ሃገራት ኤውሮፓዊ ሕብረት፡...
ናይ ሓሶት መንነት ዘለዎም ሰባት ንምፍላይ ተባሂሉ ንሽወደን ዝኣትዉ ሰባት ስእሎምን ኣሰር ኣጻብዖምን ክምዝገብ ይግበር ምህላዉ ተገሊጹ።...
ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ዜና መጽሔት 1. ብዛዕባ ሓተቲ ዑቕባ ባዕሎም ዝመርጽዎ መንበሪ ኣድራሻን ቦታን፣ ኣመልኪቱ ዝወጸ...
ኖርዌይን ፊንላንድን ንወቕቲ ቱሪዝም ብምባል ዶበን ክኸፍታን እገዳ ጒዕዞ ሽወደን ክዕቅባን ይዝትያ ምህላወን ተመልኪቱ። ኣብ ዴንማርክ ብዙሓት...
ኤጀንሲ ማይግሬሽን ሽወደን ሎሚ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ብምኽንያት ለበዳ ኮሮናን ንሱ ዘምጽኦ እገዳ ጒዕዞን ኣብ ሽወደን ተዓጊቶም...
እቲ ቅድሚ ዝመጽእ ዘሎ ሃገራዊ ምርጫ ሽወደን፣ ኩለን ፖለቲካዊ ሰልፍታት ሽወደን ዝርዕማሉ ፖሊሲ ኣብ ሕቶ ኢመግረሽን ንኽህሉ...