ጸብሒ ደርሆ ኪህልዉ ዘለዎም ነገራት ብኽልተ እግራ እተኸይድ ሕያወይቲ ደርሆ ብዙሕ እንቋቝሖ ብዙሕ ጠስሚ ሽጉርቲ በርበረ ፋርኔሎ፡...
ባህሊ
ኣብ ሃገረ ሽወደን ሰባት ካብ ወጻኢ ሃገራት ቆልዑ ብምምጻእ ብሞግዚትነት ወይ ከኣ ኣዶፕሽን ተባሂሉ ዝፍለጥ መስርሕ መዕበያ...
ኢንዱስትሪ ፊልም ህንዲ (ቦሊዉድ) ኣብ ዝሓለፋ ዓመታት ክሳብ ክንደይ ባህላዊ ገስጋስ ኣርእዩ? ዝብል ወሳኒ ሕቶ ንምምላስ ዘንቀደ...
መግዛእቲ እንግሊዝ (The Queen’s Subjects) ሚስተር ስሚዝ እዩ ስሙ። ግን ሚስተር ስኒዝ ኢዮም ዚብሉዎ ዝነበሩ ኣብ 40ታት...
ቤተ ክርስትያን ሽወደን፡ ንህዝቢ ሳሚ፡ ብሰንኪ ዝወረዶም ታሪኻዊ ግህሰት፡ ወግዓዊ ይቕሬታ ክሓትት ከም ዝኾነ ኣፍሊጡ ክብል ማዕከን...
ሎሚ ሰንበት መዓልቲ፡ ዕለት 06/06/2021፡ ሃገራዊ በዓል መዓልቲ ሽወደን እዩ። ናይ ሎሚ ዓመት ኣገባብ ኣበዓዕላ፡ ንመምርሒታት...
ሬሳ ፕረሲደንት ዚምባብዌ ነበር: ሮበርት ሙጋቤ: ካብቲ ዘለዎ መቓብር ወጺኡ ኣብ ሃገራዊ መቓብር ከዕርፍ: ያታዊ መራሒ ዚምባብዌ...
17 ዝዕድሜኣ፡ ማሌዥያዊት ተመሃሪት፡ መምህራ፡ ብዛዕባ ጾታዊ ምዕማጽ ዋዛ ምድርባዩ ብምምልካት ነቲ ጒዳይ ናብ ማሕበራዊ ሚድያ ከም...
ንብላዕ እንተ በልኩም ንብላዕ ንኺድ እንተ በልኩም ድማ ንብላዕ። ዝብኢ እዩ ከምኡ በሃሊ። በላዒ፡ ሃርጓም፡ ስሱዕ ምዃኑ...