ሚኒስተር ዕዮ ኤቫ ኖርድማርክ፡ ኣብ ሽወደን ብዝሒ ስራሕ ኣልቦነትን ምድስካልን ኣጸጋጋሚ ኩነታት ፈጢሩ ከም ዘሎ ገሊጻ። ኣብዚ...
ስራሕን ቁጠባን
ኩባንያ ዛንድሴል (Zandcell)፡ ንባዕላዊ ወይ ብገዛእ ነብስኻ ዝግበር መመርመሪ ኮሮና ኣመልኪታ ምውዕዋዕን መሸጣን ንኸይተካይድ ብበዓል መዚ መድሃኒት...
ኣብ ካናዳ ዝመደበሮም ተመራመርቲ ጸረ ኮሮና ቫይረስ ዝኾነ መድሃኒት ኣብ ምድላው ይርከቡ ኣለዉ። እዚ ምርምር ኣብ ዓመተ...
ኣብ ዉሽጢ ክልተ ወርሒ ኣስታት 70 000 ዜጋታ ካብ ስራሕ ብምባሎም መጠን ቁጽሪ ሽቅለት ኣልቦነት ይውስኽ። ጸብጻባት...
ኣብ ሕግታት ሳጹን ሽቕለት ኣልቦነት (a-kassa) ዝተኣታተዉ ዘለዉ ለውጥታት፡ ነቶም ከም መተካእታ (vikariat) ወይ ድማ ብሰዓታት(timanställning) ዝሰርሑ...
ዋላኳ ካብ ቆንስል ከተማ ኬሮና ቊጥዐ እንተጋጠሞ መንገዲ ኣየር ስካንዲናቭያ ናብታ ከተማ ዝገብሮ በረራ ምቊራጹ ተገሊጹ። መንገዲ...
ኣብ ሉንድ ዩኒቨርሲቲ ዚርከቡ ሰብ ምርምር፡ ነቲ ምዝርጋሕ ለበዳ ኮሮና ዚከታተልን ኣቐዲሙ ዘጠንቅቕን መሳርሒ ኪፈጥሩ ከም ዚኽእሉ...
ቁጽሪ ኣባላት ኣሃዱ ጥዕናን ኣባላት እንዳ መናበይ ዓበይቲን ንምውሳኽ ንነዊሕ ዝዓለመ ወፍሪ ክካየድ ከምዘለዎን ኣብዚ ሕጂ እዋን...
ሰልፊ ዓቃባውያን ብሰንኪ ኮሮና እቲ ቁጠባዊ ስልቲ ኪቕየር ንመንግስቲ ይሓቱ። መራሒ ሰልፊ፡ ኦልፍ ክሪስትሪክሶን እቲ ሕጂ ዘሎ...
ብሪ-ሽወደናዊ ትካል መድሃኒት ኣስትራ ዘነካ ምስ ዩኒቨርሲቲ ኦክስፎርድ ብምዃንን ኣብ ምምዕባል ክትባት ጸረ ኮሮና ይሳተፍ ምህላዉ SVT...