መንግስቲ ሽወደንን ሰልፊ ዲሞክራስን ምስ ስደትን ውህደትን ኣብ ዝተኣሳሰሩ ጉዳያት ዝያዳ ምትብባዕ ንምርካብ ብዙሕ ግዜ ንደንማርክ ከም...
ስራሕን ቁጠባን
ኣብ ሽወደን ዝርከቡ ወጻእተኛታት ተማሃሮን ተመራመርትን ብዙሕ ግዜ ናይ ባንክ ሕሳብ ከም ዝኽልከሉ ብቤት ምኽሪ ላዕለዋይ ትምህርቲ...
ሓድሽ ሕጊ ፍቓድ ስራሕ፡ ዜጋታት ሕብረት ኤውሮጳ ንዘይኮኑን ኣብ ሽወደን ክጸንሑ ዝደልዩን ካብ መጭበርበርቲ ከምዘይከላኸል ማሕበራት ንኣገግሎት...
ናብ ሽወደን ምስ ኣተዂም፡ ብኸመይ ስራሕ ትረኽቡ? ክንደይ ግዜኸ ይወስደልኩም? ስራሕ እንክትደልዩ፡ እንታይ ኣብ ግምት ከተእትዉ ኣለኩም? ሬድዮ...
ናብ ናይ ዶክትርና ምዕርግ ትምህርቲ ክኸዱ ዝደልዩ ተማህሮ፡ ቊጽሮም እናወሓደ ኣብ ልዕሊ ምምጽኡ፡ 54% ኣብ ሽወደን ዘጽንዑ ተመሃሮ...
ሓደሽቲ ስደተኛታት ኣብ ዝቐልጠፈ ስራሕ ንክረኽቡ መንግስቲ ዘውጽኦ ፕሮግራም ምስ ውጥን ምጥያስ ብትሕዝቶ ሓደ እዩ፡ ምንም ሓድሽ ነገር...
ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ልዕሊ ሩስያ ዝያዳ እገዳታት ክጽዕን እዩ ዝብል ትጽቢት እኳ እንተሃለዎ እዚ እገዳታት ንጽላት ጸዓት...
ንቆልዑ ካብ ድኽነት ዝሕሉ ትካል ማይብሎማን ካብ ሎሚ ኣትሒዙ ዓመታዊ ማዕከኑ ናይ ምስሳን ንጥፈት ምጅማሩ ኣፍሊጡ’ሎ። እቲ...
ድሕሪ ክልተ ዓመታት ካብ ሎሚ ኣትሒዙ ኮቪድ-19 ንሕብረተሰብ ሓደጋ እዩ ካብ ዝብል ዝርዝር ክወጽእ ተጌሩ’ሎ። እዚ ማለት...
ብምኽንያት ምውዳእ ውጥን ለበዳ ኮሮና ኣብ ዝቕጽል ክልተ ኣዋርሕ, 26,400 ሰባት ናይ ሽቕለት ረብሓታቶም ክስእኑ ከም ዝኽእሉ...