ቁሩብ ልዕሊ 500 ሰባት ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር ዝተኣታተወ ሓድሽ ረቛሒ ደሞዝ ስለዘየማልኡ ናይ ስራሕ ፍቓድ...
ስራሕን ቁጠባን
15 ሚያዝያ ኣብ ዩኒቨርሲቲታትን ኮለጃትን ሽወደን ናይ ጽድያ ትምህርቲ ንምምልካት እታ ናይ መወዳእታ መዓልቲ እያ። ኣብ መጻኢ...
ኣቐድም ኣቢሉ ብዙሓት ሰባት ድሕሪ ሽዱሽተ ወርሒ ክፍሊት ዘለዎ ዕረፍቲ ሕማም ይኽልከሉ ነይሮም እዮም። ኣብ መጋቢት 2021...
ዝቕባበ ሽወደን ተተሓሒዝዎ ዝነበረ ምንቊልቋል ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥሪ ደው ምባሉ፥ እዚ ድማ ብክኢላታት ስነቚጠባ ትጽቢት ክግበረሉ...
ኣብ ወርሒ ሕዳር ናይ ዝሓለፈ ዓመት ንፍቓድ ስራሕ ዝድለ መጠን ደሞዝ ክብ ከም ዝብል ድሕሪ ምግባሩ፡ ክሪስነንዱ...
መጠን ዝቕባበ ሽወደን እናጎድለ ይመጽእ ኣሎ ተባሂሉ። ዝሓለፈ ታሕሳስ ዝቕባበ 2.3% ክወርድ እንከሎ፡ ኣብ ወርሒ ሕዳር ግን...
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 72,500 ሰባት ስራሕ ክስእኑ ከምዝኽእሉ ምልክታ ተዋሂብዎም ምንባሩ እዚ ድማ ነተን ዓመታት ለበዳ ኣውጺእካ...
ኣብ ሓድሽ ዓመት ዋጋ ንሓደ ሊትሮ ብልዕሊ ኣርባዕተ ክሮነር ድሕሪ ምውራዱ፥ ብቕድሚ ትማል ሰሉስ ኣብ ገለ መዐደሊ...
ኣብታ ዝተሰናበትናያ ዓመተ 2023 ቊጽሪ ናይቶም ምስ ጸጥታ ብዝተሓሓዝ ምኽንያት ዜግነት ንምቕባል ዘእተዉዎ ሕቶ ዝተነጽገ ሰባት ክብረ...
ባይቶ ፊንላንድ ንሽቕለት ኣልቦነት ዝጸሉ ተኸታታሊ ጽገናታት ኣጽዲቑ፡፡ እዚ ድማ ኣብ ምሉእ 2024 ክዝርጋሕ እዩ። እዚ ለውጥታት፡...