ኣብ ደቡብ ፈረንሳ ኣብ ማእከል ኣደባባይ ሞንታውባን ሓድሽ ሓወልቲ ዝቖመሉ ናይ መወዳእታ ዲክታቶር ፈረንሳ: ናፖልዮን ቦናፓርተ:...
ሕግን ሕብረተሰብን
ናብ ምድሪ ገጹ ዝሕንበብ ዝነበረ ስብርባር መንኰርኰር ቻይና: ኣብ ህንዳዊ ውቅያኖስ ከም ዝዓለበ ተገሊጹ። ዝበዝሐ ክፋል...
ብመሰረት መጽናዕቲ ሮድዩም ግሩፕ: ኣብ ዓመተ 2019: ቻይና: 27% ናይ ዓለምና በካሊ ጋዝ ኣመንጪያ ኣላ። ብኻልኣይ...
ኣብ ኣይዳሆ፡ ኣመሪካ፡ ሓንቲ ዕድሜኣ ኣብ 11 ወይ 12 እትገመት ተመሃሪት፡ ክልተ ተመሃሮን ሓደ ኣባል ስታፍን ብብረት...
ኣብ ብራዚል፡ ጫካ ኣማዞን፡ ዝካየድ ዘይሕጋዊ ምብራስ ኣግራብ ደው ንኽብል ዓመታዊ ናይ 1 ቢልዮን ዶላር ረድኤት ከም...
ቀዳመይቲ እመቤት ነበር ሚሸል ኣቦማ: ንፍርዲ ሾቪንን ምንቅስቓስ ብላክ ላይቭስ ማተር ኣመልኪታ ምስ ተሌቪዥን CBS ኣብ...
ምምሕዳራት ዮትላንድ፡ ያቩለቦሪ፡ ቬስትሞንላንድን ዮምትላንድ ሃርየዳለንን ብጉዳይ ክታበት ኣስትራ ዘነካ ኣመልኪተን ምስ በዓል መዚ ኣገልግሎት ህዝባዊ...
ካብ 18 ግንቦት ጀምሩ፡ ሃገረ ኖርወይ፡ ኣብ ስኩተር ምጉርባት ብሕጊ ኩልኩልን ምዃኑ ከምዘፍለጠትን ነዚ ሕጊ ዝጠሓሰ...
ኣመሪካ፡ ካብ ኣፍጋኒስታን ክወጽእ ኣብ ምድላው ንዝርከብ ሰራዊት ልፍንቲ ውሑስ ንምግባር፡ ተወሳኺ ወተሃደራዊ ሓይሊ ምውፋራ ተገሊጹ። እዘን...