ኣብ ትሑት ቁጠባዊ ዓቕሚ ዘለወን ከባቢታት ዝነብሩ ሰባት፡ ክታበት ጸረ ኮቪድ-19 ኣብ ምኽታብ ዘርእይዎ ዘለዉ ቅሩብነት...
ሕግን ሕብረተሰብን
መንግስቲ ኣመሪካ: ኣብቲ ዝዓበየ መኽዘን ነዳዲ እታ ሃገር: ድሕሪ እተኻየደ ናይ ሳይበር መጥቃዕቲ: ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ...
ልዕሊ ሚእቲ ኢትዮጵያውያን ኣባላት ሰራዊት ዓቃብ ሰላም ውድብ ሕቡራት ሃገራት ነበር: ኣብ ሱዳን: ፖለቲካዊ ዕቚባ ከም ዝሓተቱ...
ፍልስጤማውያን ምስ ፖሊስ እስራኤል ንሳልስቲ መመላእታ ኣብ ግጭት ኣብ ዘለዉሉ እዋን፥ ሎሚ ሰኑይ ክግበር እዩ ተባሂሉ ዝሕሰብ:...
ትማሊ ሰንበት: ኣብ ናይ ሰዓታት ፍልልይ ሓደ ሽሕ ዝኾኑ ስደተኛታት ከም ዝኣተዉ: ጸብጻባት ውሽጣዊ ሚድያ ዓዲ ጥልያን...
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን: ብዝሒ ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት: ብ 4400 ብምጉዳሉ: ጠቅላላ ብዝሒ: ናብ 421,650 ወሪዱ። በዚ...
ፕረሲደንት ደቡብ ሱዳን: ሳልቫ ኬር: ብመሰረት ኣብ 2018 ምስ ሪክ ማቻር ዝኸተሞ ስምምዕ ሰላም: ባይቶ ሃገሩ ብምብታን:...
ኣፍራይ ክታበት ኮቪድ-19 ዝኾነ ኩባንያ ብዮንቴክ: ኣብ ሃገረ ሲንጋፖር: ሓድሽ ፋብሪካ ንምህናጽ ይሻባሸብ ምህላዉ ማዕከን ዜና ተተ...
ኣብ ዓመተ 1971 ቅድሚኡን ዝተወልዱ ሰባት: ናይ ክታበት መዓልቲ ቆጸራ ክሕዙ ከም ዝኽእሉ ምምሕዳር ስቶክሆሎም ገሊጹ ክብል...
ኣብ ኣመሪካ: ን68 ዓመታት: ኣብ ማእሰርቲ ድሕሪ ምጽናሕ: ኣብ ቀረባ እዋን እተፈትሐ: ጆ ሊጎን: ብዛዕባ እዋን...